ኣባል ኣመራርሓ ውድብ ዓረና ትግራይ ንዲሞክራስን ሉኣላውነትን ኣብርሃ ደስታ ብፌደራል መንግስቲ ተኣሲሩ

እቲ ኣብ ውድብ ብልፅግና ትግራይ ዝመርሖ ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ተሸይሙ ሓላፊ ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይ ትግራይ ኮይኑ…

ኣመሪካ፡ “ንቀዳማይ ሚኒሰትር ኢትዮጵያ ግዜ ምሃብ ማለት ብሚልዮናት ዝቑፀሩ ተጋሩ ብጥምየት ክሃልቁ ምፍቃድ ማለ’ዩ” ክትብል ኣፍሊጣ።

ኣመሪካ፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሸውዓተ ሰራሕተኛታት ሑቡራት ሃገራት ንኽወፁ ምእዛዙ ብፅኑዕ ከምዘወግዞን ንቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ወሳኒ ተራ…

ኮሚሽነር ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ንሽልማት ምሕፃዩ ስሕተት እዩ ክብል ሂዩማን ራይትስ ዎች ገሊፁ

ሂዩማን ራይትስ ዎች ንኮሚሽነር ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ዳኒኤል በቀለ (ዶ/ር) በቲ ፋውንዴሽን ኣፍሪካ ኣብ ጀርመን…

ባይቶ ፀጥታ፡ ኣብ ጉዳይ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝሰጎጎም ላዕለዎት ሓለፍቲ ሕቡራት ሃገራት ኣመልኪቱ ሎሚ ህፁፅ ኣኼባ ከምዘካይድ ተገሊፁ

ባይቶ ፀጥታ፡ ንጉዳይ ምብራር ሸውዓተ ሰራሕተኛታት ሑቡራት ሃገራት ኣመልኪቱ ሎሚ ህፁፅ ኣኼባ ከምዘካይድ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ…