Send the following on WhatsApp
Continue to Chatመንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዘንበሮ ዕጽዋን ዝገብሮ ዘሎ ጨፍጫፍን ደው ክሳብ ዘየበለ ሰራዊት ትግራይ መጥቃዕትታቱ ከምዝቅጽል ወሃቢ ቃል መንግስቲ ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ትማሊ ምስ ሲ ኤን ኤን ኣብ ዝነበሮ ጻኒሒት ገሊፁ። https://yabelemedia.com/2021/11/10/3872/
መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዘንበሮ ዕጽዋን ዝገብሮ ዘሎ ጨፍጫፍን ደው ክሳብ ዘየበለ ሰራዊት ትግራይ መጥቃዕትታቱ ከምዝቅጽል ወሃቢ ቃል መንግስቲ ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ትማሊ ምስ ሲ ኤን ኤን ኣብ ዝነበሮ ጻኒሒት ገሊፁ። https://yabelemedia.com/2021/11/10/3872/