U.S. Officials Move to Save Repressive Ethiopian Leader from Rebel Advance

The Biden Administration claims it is working to stop a humanitarian crisis from worsening, but it’s…

Press Statement on the need to expedite distribution of humanitarian Aid

መንግስቲ ኬኒያ ንስደተኛታት ዝድግፍ ረቂቕ ሕጊ ኣብ መስርሕ ክውዕል ኣፅዲቑ

እቲ ቅድሚ ክልተ ዓመት ዝረቐቐ ንስደተኛታት ዝድግፍ ሕጊ ብፕረዚደንት እታ ሃገር ተቐባልነት ከይረኸበ ዝጸንሐ እንትኾን፣ ዝሓለፈ…

ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪካ ኦሊሸጎን ኣበሳንጆ ሎሚ ንሳልሳይ ግዘ ምስ መራሕቲ መንግስቲ ትግራይ ንምዝታይ ናብ መቐለ ኣምሪሑ።

እቲ ሎሚ ንሳልሳይ ግዘ ብኣውሮፕላን ሕቡራት ሃገራት ንመቐለ ዘምርሐ ነበር ፕሬዚዳንት ናይጀሪያ ኣበሳንጆ ምስ ፕረዚደንት መንግስቲ…

ፈብሪካታት ዓለባ ኢትዮጵያ ብዘሎ ሕማቕ ኹነታት ምኽንያት ስርሖም ደው የብሉ ከምዘለዉ ተፈሊጡ።

እታ ብናህሪ ዝዓቢ ቁጠባ ዝነበራ ኢትዮጵያ ሎሚ ኣንፈታ ቐይራ መንገዲ ቑልቁለት ስለዝሓዘት ብዙሓት ፋብሪካታት ስርሖም ደው…

ኣብ ትግራይ፡ ብሰንኪ ዕፅዋን ዕንወት ትካላት ጥዕናን ሕማም ዓበቕ ብብርኪ ለበዳ ከምዝተኸሰተ ቢሮ ጥዕና ትግራይ ኣፍሊጡ ።

ኣብ መዕቖቢታት ተመዛበልትን ነበርትን ሽረ እንዳስላሰን ሸራሮን ልዑል መጠን ሕሙማት ዓበቕ ዝተኸሰተ እንትኾን እቲ ሕማም ኣብ…

ጂቡቲ ብሰንኪ ቅልውላው ኲናት ኢትዮጵያ፡ 1.7 ቢልዮን ዶላር ከምዝኸሰረት ኣፍሊጣ።

ብሰንኪ እቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ኣታዊ እታ ሃገር ከምዝነከየን ናይ ስራሕ ዕድል ከምዝጠፈአን ንሚኒስትር…

ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝተነብረ ዕፅዋን ክባን ክሳብ ዝፍንጻሕ ህዝባዊ መኸተ ሓይሉ ክቕፅል ከምዘለዎ ፕረዚዳንት ትግራይ ዶክተር ደብረጽዮን ገ/ሚኪኤል ኣተሰሳሲቡ።

ህዝባዊ መኸተ ትግራይ፡ ኣብ ፍትሓውን ሕጋዊን መስመር ሸኺሉ ንምእማኖም ዝኸብዱ ብድሆታት ፈንፂሑ ብኣንፀባረቕቲ ዓወታት ተፀንቢሉ ናብ…

የአማራን ሕዝብ ማን ይወክለው? ማንስ አይወክለው? እንዴት?

ዳምጠው ሸዋምየለህ – ከደብረብርሃን ከተማ የአማራ ክልል መንግሥትና የፖለቲካ ሃይሎች የፌደራሉ መንግሥት በትግራይ ክልል ጦርነት ውስጥ…