Weekly Briefing NO. 16

November 23, 2021

ኣብ ማእከል ምሩኻት ትግራይ ኣስታት 11 ሽሕ ሰራዊት ኢትዮጵያ ከምዘለዉ ተገሊፁ።

ሰራዊት ትግራይ ፀላእቲ ንምድምሳስ ኣብ ዝሰየሞም ወፍርታት፡ ብዘይካ እቶም ቅድሚ ሎሚ ነናብ ስድራኦም ዝተሰደዱ ኣብዚ ሕዚ…

ኣብ ጉዳይ ትግራይ ግዱስ ዝኾነ ኣይተ ሳምሶን ተኽለሚካኤል ካብ ዝጭወ ንድሓር ድሃዩ ከምዘይተረኸበ በዓልቲ ቤቱ ገሊጻ።

ኣይተ ሳምሶን ኣብ ከተማ ናይሮቢ ክሌሌሽዋ ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ ኣብ ማእኸል ትራፊክ ጠጠዉ ኢላ ካብ…

ኣመሪካ፡ ኣብ ጁቡቲ ፉሉይ ሓይሊ ኦፕሬሽን ኣሜሪካ ከምዘዳለወት ሲኤንኤን ፀብፂቡ።

ኣብ ኢትዮጲያ በቢመዓልቱ እንዳተጎሃሃረ ዝኸይድ ዘሎ ቅልዉላዉ ፖለቲካ ኣሜሪካ ዘለዋ ስግኣት ብፍላይ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጲያ…

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ብሰበብ ኣዋጅ እቶ እቶ ኣብ ሰለማዊ ህዝቢ ዘውርዶ ዘሎ ራዕዲ ደው ከብሎ ግምባር ናፅነት ኦሮሞ ፀዊዑ።

ስርዓት ኢትዮጵያ ዝደንገጎ ኣዋጅ እቶ እቶ ኮነ ኢሉ ተነሓናሕቲ ውድባት ንምእሳርን ኣብ ልዕሊ ሰለማውያን ሰባት ገበናት…

ዓለም ንጉዳይ ጆኖሳይድ ትግራይ ብሽሙ ክትፅውዖ ከምዝግባእ ኣቦ መንበር ኮሚቴ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ሴናተር ባብ መነንደዝ ገሊፁ።

ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያን ኤርትራን እትወስዶም ዘላ እገዳታት ውሳነ ፕረዚዳንት ኣሜሪካ ጆባይደን፡ ቅልውላው ኲናት ኢትዮጵያ ንምህዳእ…