https://yabelemedia.com/2021/12/01/4248/
ኣብይ ኣብቲ ባዕሉ ዝኣዎጆ ኲናት ተሳዒሩ እዩ መጻኢ ዕድል ኢትዮጲያ ግን ኣብ ቀራን መንገዲ ኣሎ ክብል "the elephant" ዝተብሃለ ገጽ ጸብጺቡ።