ሰራዊት ኤርትራ፣ ሓይልታት ኣምሓራን መላፍንቶምን ብዘይቅድመ ኩነት ካብ መሬት ትግራይ ክወፁ ከምዝግባእ ፕረዚዳንት መንግስቲ ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ገሊፁ።

ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ብመስመር ስልኪ ምስ ቢቢሲ ኣብ ዝገበሮ ቃለመሕተት ከምዝበሎ ሰራዊት ኢትዮጲያን ተሓባበርቶምን ኣብ ልዕሊ…

ኣብ ትግራይ ብዝፈጠረ ሰብ ሰራሕ ጥምየት ንሓኻይም ከይተረፈ ኣብ ልመና ከምዘእተወ ተገሊፁ።

ሓደ ኣባል ተሓጋገዝቲ ሓካይም ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓይደር ንቢቢሲ ከምዝገለፆ ሓካይም እቲ ሆስፒታልን ነርስታትን ዝበልዕዎ ምግቢ ንምርካብ…

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ሰለጤንን ፅፈትን ከይዲ ሓደ ዳያስፖራ ንሓደ ስድራ ብምምሕያሽ ከምትሰርሕ ኣፍሊጣ።

ብፕሮጀክት ሓደ ዲያስፖራ ንሓደ ቤተሰብ ብመንግስታዊ ዕፅዋ ንሕሱም ጥሜት ዝተቓለዐ ህዝቢ ትግራይ ንምውሓስ ልዕሊ 160 ሚልዮን…

ኪኢላታት ሰራሕተኛ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ተጋሩ ከምዝጠፍኡ ተገሊፁ።

ኣጽዋርን ወተሃደራትን ብምጉዓዝ ኣብ ዓሌታዊ ምጽናት ትግራይ ዕዙዝ ተሳትፎ ዘለዎ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ፤ ኣብ ውሽጡ…

ታሪኽን መንነትን ህዝቢ ትግራይ ዝዓቀባ 11 ህዝባዊ ኣብያተ ንባብ ብወረርቲ ሓይልታት ምዕናወን ማሕበር ባህሊ ትግራይ ሓቢራ።

ታሪኽን መንነትን ህዝቢ ትግራይ ዝዓቀባ 11 ህዝባዊ ኣብያተ ንባብ ብልፍንታዊ ወረርቲ ሓይልታት ሙሉእ ብሙሉእ ከምዝዓነዋ ማሕበር…

ብሰንኪ ዕፅዋ ንሕሱም ጥሜት ዝተቓልዑ ወገናት ድጋፍ ተዋሂቡ።

መንግስቲ ኢትዮጵያ ብቅሉዕ ወራር ዝጀመሮ ወፍሪ ጀኖሳይድ ብዕፅዋን ክባን ብምጥንኻር ህዝቢ ትግራይ ንከቢድ ማሕበረ-ቁጠባዊ ቅልውላው ኣቃሊዑ…

ሰብ ሞያ ጥዕና ትግራይ ኣብ ጥቕሚ ዝውዓሉ ናውትን ላባራቶሪ ኤጀንትን ዳግም ኣብ ረብሓ ዝውዕልሉ መፅናዕቲ ዕላዊ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ኣብ ትግራይ ብዝተፈፀመ ዕፅዋን ክባን ኸቢድ ሕፅረት ኣፋውስን ናውቲ ሕክምናን ብምህላዉ ሰብ ሞያ ጥዕና ትግራይ ኣብ…

ሓይልታት ምኽልኻል ትግራይ ኣብ ልዕሊ ብመንግስቲ ኤርትራ ዝተወደበ ሓይሊ ስጉምቲ ከምዝወሰደ ቤት ጽሕፈት ዝምድናታት ትግራይ ሓቢሩ።

ሓይልታት ምኽልኻል ትግራይ ንሰላም ዕድል ንምሃብ ካብ ተቆጻጺርዎ ዝነበሩ ከባቢታት ዓፋርን ኣምሓራን ሙሉእ ንሙሉእ ዝለቐቐ ዋላ…

ኣብይ ኣሕመድ ምስ ሓይልታት ምኽልኻል ትግራይ ተኹሲ ደው ናይ ምባል ስምምዕነት ክጅምር ከምዝደሊ ተገሊፁ።

ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ትማሊ ሰሉስ ምስ ተወከልቲ   ኮሚቴ ህዝባዊ ጉዳያት ኢትዮጲያ ኣሜርካ ኣብ ዝነበሮ ዘተ…

ቱርኪ፡ ሕጊ ስምምዕነት መሸጣ ኣጽዋር ብምጥሓስ ድሮናን ንስርዓት ኢትዮጲያ ትሸይጥ ከምዘላ ተገሊፁ።

መንግስቲ ቱርኪ ኣብ ኢትዮጲያ ንዝካየድ ዘሎ ኲናት ብምምዝማዝ ሕጊ ስምምዕነት መሸጣ ኣጽዋር (arms trade treaty/AAT) ብምጥሓስ…

ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ኣብ ዘለውዎ ክቕጽል ብላዕለዋይ ቦርድ ውድብ ጥዕና ዓለም ተሓጽዩ።

ኢትዮጵያ ንዶክተር ቴድሮስ ክትከስስ ተቐሪባ ውን በቲ ቦርድ ተኸልኪላ። ላዕለዋይ ቦርድ ውድብ ጥዕና ዓለም ድሕሪ ዘካየዶ…

Persistent Obstruction of Humanitarian Aid by the Federal Government of Ethiopia

(for immediate release from TEAO) The genocidal Abiy regime, which appears constitutionally incapable of telling the…

ኣብ ትግራይ ኣጋጢሙ ዘሎ ሰብ ስራሕ ጥምየት ንምብዳህ ሕብረተሰብ ኣብ መረብኡ ኣሕምልቲ ብምልማዕ ዓፀቦ ንምቅላል ክሰርሕ ከምዝግባእ ተገሊፁ።

ቢሮ ልምዓትን ገጠርን ሕርሻን ትግራይ ነቲ ብመንግስቲ ኢትዮጲያን ተሓባበርቱን ኣብ ትግራይ ዘንገስዎ ሰብ ሰራሕ ጥምየት ንምቅላል…

ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጲያ ኣብዪ ኣሕመድ ዝተዉሃቦ ናይ ሓሰን ሽልማት ከምዝተመንጠለ ተገሊፁ።

ኣብ ጀርመን ግዝኣት ሄሰን ናይ ሰላምን ህዉከትን ምርምር ፋዉንዴሽን (PRIF) ንኣብዪ ኣሕመድ ዝሃብክዎ ናይ ሄሰን ሽልማት…

ኣብ ትግራይ ንከቢድ ሕፅረት ምግቢ ካብ ዝተቓልዓ 78 ሚእታዊ ጥኑሳትን መጥበውትን ኣዴታት እትን 100 ከምዝሞታ ቢሮ ጥዕና ትግራይ ኣፍሊጡ።

ስርዓት ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ዘንበሮ ዕፅዋ ስዒቡ ንከቢድ ሕፅረት ምግቢ ካብ ዝተቓልዓ 78 ሚእታዊ ነፍሰፁርን መጥበውትን…

መንግስቲ ኢትዮጵያ ብዘንበሮ ዕፅዋ ልዕሊ 6.5 ሚልዩን ህፁፅ ሓገዝ ዘድልዮ ህዝቢ ትግራይ ንኩለመዳይ ቅልውላው ከምዝተቓለዐ ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ሓቢሩ።

መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ብዘንበሮ ዕፅዋን ክባን ንልዕሊ ሓደ ወርሒ ሓገዝ ብዘይምእታው 6.5 ሚልዩን ህፁፅ…

ኣብ ትግራይ ብስእነት መድሓኒት ምስ ወሊድ ተዛሚዱ ብኣሸሓት ኣዴታት ይሞታ ምህላወን ተገሊፁ።

ስርዓት ኢትዮጲያ ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ዘካየደ ዕፅዋ ዝተማለአ ሕክምና ኣዴታት ትግራይ ሓዱሽ ዕሸል ናብዚ ምድሪ ንምምፃእ…

Tigray Genocide: Excerpt from a Survivor’s Diary

By Getu Mak “Never Again” or Again and Again “Genocide has occurred so often and so…

ብሰንኪ ዕፅዋን ክባን ኩነታት ጥምየት ኣብ ትግራይ ኣብ ዝኸፈአ ብርኪ ከም ዝርከብ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ትግራይ ኣፍሊጡ።

ንዝሓለፉ ልዕሊ 8 ኣዋርሕ ዝኣተወ ቐረብ ኣፋውስን ካልኦት ሰብኣዊ ሓገዝን የለን ዝበለ ምክትል ሓላፊ እቲ ቢሮ…

ሕቡራት ሃገራት ናብ ትግራይ ዝቐርብ ረድኤት ዕንቅፋት ከምዘጋጠሞ ሓቢሩ።

ብሰንኪ እቲ ኲናት ምስ ካልኦት ገበርቲ ሰናይ ትካላት ብምትሕብባር ናብ ትግራይ የቕርቦም ዝነበረ ከም መግብን መድሓኒትን…