ሰራዊት ሱዳን ሕነ ብሰራዊት ኢትዮጵያ ዝተቐትሉ ሰራዊቱ ከምዝምልስ ኣፍሊጡ።

ኣብ ዝሓለፈ መዓልታት ሓይልታት ፀጥታ ኢትዮጵያ፡ ዝማረኹዎም ኣባላት ሰራዊትን ሲቪላትን ሱዳን ብምቕታል ኣስከሬኖም ኣብ ጎደናታት ክዝርጋሕ…

ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ኣብ ዓፋር ብግፍዒ ተዳጒኖም ዘለው ተጋሩ ንሂወቶም ኣብ ዘስግእ ኩነታት ከምዘለው ኣፍሊጡ።

ካብ ሽኸት ብሓይሊ ብፍሉይ ሓይሊ ዓፋር ተጨውዮም ናብ ሰመራ ዝተወሰዱ ብኣሸሓት ዝቑጸሩ ተጋሩ ንሂወቶም ኣብ ዘስግእ…

ህዝቢ ትግራይ፡ ረዲኤት ጥራይ ዘይኮነስ ቀረብ ነዳዲ ከምዘድልዮ ኮንግረስማን ብራንድ ሼርማን ፀዊዑ።

ኮንግረስማን ብራምድ ሸርማን፡ ካብ ሓላፊ ጉዳያት ኢትዮጵያን ማዕኸን ዲፕሎማሲ ትሬሲ ኣንጆኮብሰንን ብዝሃብዎ መብርሂ ሕጉስ ከምዝኾነ ሓቢሩ።…

ብሄራዊ ባይቶ ዓባይ ትግራይ (ባይቶና) ተጋዳላይ ኪዳነ ኣመነ ኣብ ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ዝነብሮ ውክልና ኣልዒለ እየ ኢሉ።

ብሄራዊ ባይቶ ዓባይ ትግራይ ባይቶና ተጋዳላይ ኪዳነ ኣመነ ነቲ ውድብ ወኪሉ ኣብ ቤት ምክሪ ተወኸልቲ ህዝቢ…