“ከም ህዝቢ ኢኹም ተረጊምኩም”- ስቓይ ተጋሩ ቤት ማእሰርቲ ሃይቅ

ኣብ መዕቆቢ ሃይቅ ዝርከቡ ተፈናቐልቲ ትግራይ ኣብ ኣዝዩ ዘስካሕክሕ ኩነታት ከምዝርከቡ ንያበለ ሚዲያ ገሊፆም። ነቲ ኣብ…

ኣባል ሴንቴራል ኮማንድ ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ፡ ገለ ተቓወምቲ ውድባት ትግራይ ንመኸተ ዕንቅፋት ይኾኑ ኣለው ክብል ከሲሱ።

ኣባል ሴንተራል ኮማንድ ትግራይን ወሃቢ ቃል መንግስቲ ትግራይን ኣቶ ጌታቸው ረዳ፡ ንዘተ ሰላም ዝምልከት ኣብ ትግራይ…

ኣብ መዳጎኒ ማእኸል ሰመራ ብርክት ዝበሉ ተጋሩ ብጥምየት ከምዝሞቱ ተቓሊዑ።

ካብ ሸኸትን ኸባቢኡን ተገፊፉ ናብ ሰመራ ዝተወሰደ ማእለያ ዘይብሉ ትግራዋይ ብሕማምን ጥምየትን ምማቱ ዘቃልዕ ምስሊ ወፂኡ።…

ጉዳይ ዘተ: ምትሕውዋስ ቅድመ ኹነትን ‘ዘይንዋገየሎም’ ዛዕባታትን

ብሙሉ በየነ ዝገጠመና ናይ ህልቀት ኲናት ዕልባት ንምሃብ ዘተ ከም ሓደ መስርሕ ይሙከር ከም ዘሎ ካብ…