መንግስቲ ኢትዮጲያ ህዝቢ ትግራይ ገንዘቡ ከይጥቀም ኣገልግሎት ባንኪ ዓፅዩ ከቢድ ግፍዒ ይፍፅም ከምዘሎ ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም ገሊጹ።

ስርዓት ኢትዮጲያ ን20 ኣዋርሕ ንልዕሊ ሽዱሽተ ሚልዮን ህዝቢ ትግራይ ገንዘቡ ከይንቀሳቐስን ከይጥቀምን ባንኪታት ብምዕጻው ከቢድ ግፍዒ…

ብሄራዊ ፓርክ ቃፍታ ሸራሮ ኮነ ተባሂሉ እዚ “ፓርክ ወያነ” እዩ ብዝብል ከቢድ ጉድኣት ክበፅሖ ከምዝተገበረ ተገሊፁ።

ብሄራዊ ፓርክ ቃፍታ ሸራሮ ብሰንኪ ኲናት ከቢድ ጉድኣት ከምዘጋጠሞ ኢትዮጵያ በዓል ስልጣን ሓለዋ እንስሳት ዘገዳም ኣፍሊጡ።…

ብሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ዘተ ሰላም ኢትዮ-ትግራይ፡ ኤርትራ ክትሳተፍ ሓሳብ ምቅራቡ ከምዘተሓሳስቦ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ምሁራትን ሰብ ሞያን ትግራይ ኣፍሊጡ።

ፍሉይ ልኡኻት ሕብረት ኣውሮጳን ኣሜርካን ናብ መቐለ ዝገበርዎ ዑውደትን ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ዘውጾኦ መግለጺ ስዒቡን ዓለም…

ውድብ ዓረና ትግራይ ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጲያን ትግራይን ዝግበር ዘተ ብሓደ ውድብ ጥራሕ ክሳለጥ ከምዘይግባእ ኣፍሊጡ።

ቪኦኤ  ዘዘራረቦ ሓላፊ ርክብ ህዝቢ ውድብ ዓረና ትግራይ ንዲሞክራስን ልኣለውነትን ኣይተ ዓምዶም ገብረስላሰ ኣብ መንጎ መንግስቲ…