ኣብ ምዕራብ ትግራይ ከምሓድሽ ተወላዶ ኣምሓራ መሬት ይዕደሉ ከምዘለው ተፈሊጡ።

ኣብ ምዕራብ ትግራይ ማይ-ካድራ፡ ተወላዶ ኣምሓራ ንኽጣየሱን መሬት ክሕዙን ብላዕለዎት ሰብ-መዚ ክልል ኣምሓራ ይስራሕ ከምዘሎ ሬድዮ…

መንነታዊ ዘላቕነትን ታሪኻዊ ግዝኣትን ትግራይ ንምውሓስ ፖለቲካዊ ውድባት ብስምረት ክሰርሓ ማሕበር ምምላስ መንነትን መሬትን ትግራይ ፀዊዓ።

ትግራይ ምእንተ ኢትዮጵያ ክበሃል ታሪኻዊ ግዝኣታዊ ሓድነታ ኣብ ሓደጋ ወዲቑ ከምዝፀነሐ ብምሕባር ኣብቲ ዝካየድ ዘሎ ድርድር…

ኣብ ትግራይ ብዘይሕጋዊ መገዲ ዋጋ ሓደ ኩንታል ጣፍ ልዕሊ 20 ሽሕ ብር ከምዝሽየጥ ተሓቢሩ።

ኣብ ትግራይ ብስሩዕ ኣብ ማእከላት ዕዳጋ ሓደ ኩንታል ጣፍ ካብ 15 ክሳብ 17 ሽሕ ይሽየጥ ከምዘሎ…