ስርዓት ኢትዮጲያ መሰረታዊ ኣገልግሎት ኣብ ትግራይ ንምጅማር ፈለማ ዘላቒ ስምምዕ ተኹሲ ደው ክብጻሕ ከምዘለዎ ኣፍሊጡ።

ኣብ ልዕሊ ትግራይ ክባን ዕጽዋን ብምንባር መሰረታዊ ኣገልግሎት ኣቋሪጹ ትግራይ ከንበርክኽ ዝሰርሕ ዘሎ መንግስቲ ኢትዮጲያ ኣብ…

ቅልውላው ትግራይ፡ ትኹረት ዘይረኸበ ብምኽንያት ሕብሪ ቆርበት ክኸውን ከምዝኽእል ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ወቒሱ።

ብወረርቲ ሓይልታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ዝዓነወት ትግራይ፡ ኣብ ልዕሊ ሰለማውያን ሰባት ዝበፅሕ ስቓይ ትኹረት ማሕበረሰብ ዓለም ዘይሰሓበሉ…

ኣብ ትግራይ ካብ ዝድለ ጠለብ መድሓኒት ዛጊድ ዝኣተወ ሓሙሽተ ሚእታዊ ጥራሕ ከምዝኾነ ተገሊጹ።

ኣብ ትግራይ ስእነት መድሓኒትን ምክፋት ሓደሽቲ ኣብያተ መድሓኒትን ኣመልኪቱ ቪኦኤ ዘዘራረቦ ሓላፊ በዓል መዚ ቁፅፅር መድሓኒትን…

መንግስቲ ኢትዮጵያ ስምምዕ ተፃብኦ ደው ምባል ከምዝጠሓሰ ወታደራዊ ኮማንድ ሰራዊት ትግራይ ሓቢሩ።

ወታደራዊ ኮማንድ ሰራዊት ትግራይ፡ መንግስቲ ኢትዮጲያ ብኣንፈት ደደቢት ደብዳብ ከቢድ ብረትን ታንክታን ከምዘካየደ ኣፍሊጡ። ወታደራዊ ኮማንድ…