ኣስታት 89 ሚእታዊ ህዝቢ ትግራይ ህፁፅ ረዲኤት መግቢ ከምዘድልዮ ተገሊፁ።

ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣስታት 89 ሚእታዊ ህዝቢ ትግራይ ህፁፅ ረዲኤት መግቢ ከምዘድልዮ ንሓለፊ ውድብ ምግቢ ዓለም…

ኣብ ኤርትራ፡ ትሕቲ 55 ዝዕድሚኦም ኣባላት ዕቑር ሰራዊት ናብ ግንባራት ውግእ ክኸቱ ይግበር ከምዘሎ ተሓቢሩ።

ኣብ ኤርትራ፡ ትሕቲ 55 ዝዕድሚኦም ኣባላት ዕቑር ሰራዊት ናብ ግንባራት ውግእ ክኸቱ ይግበር ከምዘሎ ቢቢሲ ንምንጭታት…

ኣባል ሴንተራል ኮማንድ ጌታቸው ረዳ፡ ሰራዊት ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ስውር ዕላማ ክህልዎ ከምዝኽእል ገሊፁ።

ኣባል ሴንተራል ኮማንድ ጌታቸው ረዳ፡ ንኤርትራ ዝግዕዝ ዘሎ ሰራዊት ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ስውር ተልእኾ ክህልዎ…

መንግስቲ ኤርትራ፡ ኣብ ኢትዮጲያ ሰላም ንምምጻእ ኣብ ዝግበር ጻዕሪ ዕንቅፋት ይኸውን ከም ዘሎ ሕብረት ኣውሮጳ ኣፍሊጡ።

ወሃቢ ቃል ሕብረት ኣውሮጳ ትማሊ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ኢትዮጲያ ሰላም ንምምጻእ ኣብ ዝግበር…

ብሰንኪ ከም ብሓዱሽ ዝተወለዐ ኲናት ትግራይ  ኣብ ትግራይ ብዓሰርተታ ኣሸሓት ዝቑጸሩ ወገናት ከምዝተፈናቀሉ ውድብ ሕብራት ሃገራት ኣፍሊጡ።

ብስንኪ መንግስቲ ኤርትራን ኢትዮጲያን ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዝኣወጅዎ ኲናት ሓደሽቲ ብዓሰርታት ኣሸሓት ዝቑጸሩ ተጋሩ ከምዝተፈናቀሉ ወሃቢ…

ብሄራዊ ባንክ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ትግራይ ገበን ምፅናት ዘርኢ ንዘካይድ ዘሎ ሰራዊት ኢትዮጵያ ሓገዝ ገንዘብ ኣበርኪቱ።

ብሄራዊ ባንክ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ትግራይ ምስ ሓይልታት ወፃኢ ተሻሪኹ ገበን ምፅናት ዘርኢ ንዘካይድ ዘሎ ሰራዊት ኢትዮጵያ…

ተጋሩ፡ ነበርቲ ኣሜሪካ ሎሳንጀለስ ኣብ መዕረፎ ነፈርቲ ብዘካየድዎ ሰለማዊ ሰልፊ ክፍሊ በረራ ዓረብ ኤምሬትስ ንሰዓታት ከምዝተኣጓጎለ ተገሊፁ።

ተጋሩ፡ ነበርቲ ኣሜሪካ ሎሳንጀለስ ኣብ መዕረፎ ነፈርቲ ኣንፃር ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ዕፅዋን ሓገዝ ድሮንን…

ሓድሽ ፕረዚዳንት ኬንያ ዊልያም ሩቶ፡ ንልዝብ ሰላም ኢትዮ-ትግራይ ክመርሕ ንነበር ፕረዚዳንት እሁሩ ኬንያታ ከምዝመዘዞ ኣፍሊጡ።

ዊልያም ሩቶ ሎሚ ሓሙሻይ ፕረዚደንት እታ ሃገር ብምዃን ቃለ መሓላ ድሕሪ ምፍጻሙ፡ ኣብ ዘስመዖ መደረ፡ ንልዝብ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፅዋርን ሰራዊትን ኢትዮጵያ ምጉዕዓዝ ከምዝቐፀሎ ተሓቢሩ።

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፅዋርን ሰራዊትን ኢትዮጵያ ምጉዕዓዝ ከምዝቐፀሎ ተንታኒ ጉዕዞ ሳትላይት ነፈርቲ ገርጆን ኣቃሊዑ። እቲ ጉዕዞ…

መንግስቲ ትግራይ፡ ተፆብኦ ደው ኢሉ ንሰለማዊ ልዝብ ቅሩብ ከምዝኾነ ምግላፁ ብሓጎስ ከምዝተቐበለቶ ወኪል መንግስቲ ኣሜሪካ ኣብ ሑቡራት ሃገራት ገሊፃ።

መንግስቲ ትግራይ፡ ተፆብኦ ደው ኢሉ ንሰለማዊ ልዝብ ቅሩብ ከምዝኾነ ምግላፁ ብሓጎስ ከምእትቕበሎ ወኪል መንግስቲ ኣሜሪካ ኣብ…

ኣብ ትግራይ፡ ግዳያት ሕማም ሽኮር ብሕፅረት መድሓኒት ይሳቐዩ ከምዘለው ተገሊፁ።

ኣብ ትግራይ፡ ግዳያት ሕማም ሽኮር ብሕፅረት መድሓኒት ይሳቐዩ ከምዘለው ዳይሬክተር ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ዓይደር ዶክተር ክብሮም ገ/ስላሰ…

ኣፎ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴረሽን ኢትዮጵያ፡ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ጆኖሳይድ ይፍፀም ከምዘሎ ኣሚኑ።

ኣፎ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴረሽን ኢትዮጵያ ኣይተ አገኘሁ ተሻገር ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ጆኖሳይድ ይፍፀም ከምዘሎ…

ብሕብረት ኣፍሪቃ ንዝምራሕ ዘተ ሰላም ንመንግስቲ ትግራይ ዝውክሉ ተዛተይቲ ተመዚዞም።

መንግስቲ ትግራይ ብሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ዝምራሕ ዘተ ሰላም ዝውክልዎ ተዛተይቲ ከምዝሓረየ ቤት ጽሕፈት ዝምድናታት ትግራይ ኣብ…

ውሳነ መንግስቲ ትግራይ ፍሉይ ዕድል ከምዝፈጥር ሙሳ ፋቂ ገሊጹ።

ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪቃ ሙሳ ፋቂ ማህማት መንግስቲ ትግራይ ዘቅረቦ ጻዊዒት ሰላምን ብሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ዝምራሕ…

ረብሓ ትግራይ ንምውሓስ ኣብ ሓበራዊ ምርድዳእ ዝተደረኸ ንፅረት ምፍጣር ከምዘድሊ ተገሊፁ።

ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝፍፀም ዘሎ ጀኖሳይድ ብቕልፅምና ብዝብል ጭርሖ ጥራሕ ክፍታሕ ከምዘይኽእል ዝገለፁ ወሃብቲ ርኢቶ…

Tigray Government assigns Getachew Reda, G. Tsadkan Gebretinsae for future negotiations.

List of place names in Welkait (Tigray, Ethiopia), as recorded in 1939 ብ1939 ዓ/ም/ፈ ኣብ ወልቃይት ናይ ዝነበሩ 575 ዓድታት ስም ዝርዝሮም ብትግርኛ

ተዛተይቲ ወኪላት መንግስቲ ትግራይ፣ ብሚሽጥር እትወስድ ነፋሪት መቐለ ከምዝኣተወት ተሓቢሩ።

መበገሲኣ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝኾነት ክልተ ተዛተይቲ ወኪላት መንግስቲ ትግራይ፣ ብሚሽጥር እትወስድ ነፋሪት መቐለ ከምዝኣተወት ተንታኒ…

ሰራዊት ትግራይ ንርእሰ ከተማ ምዕራብ ትግራይ ከተማ ሑመራ ክቆጻጸር ከምዝቐረበ ተሓቢሩ

ሰራዊት ትግራይ ንርእሰ ከተማ ምዕራብ ትግራይ ከተማ ሑመራ ክቆጻጸር ከምዝቐረበ ቢቢሲ ንፀብፃብ ማዕኸን ዜና ቡሉበርግ ብምጥቃስ…

ኢትዮጵያን ኤርትራን፡ ትግራይን ትግራዋይነትን ንምጥፋእ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ኲናት ከምዘካየዱ ፕሮፌሰር መድሃኔ ታደሰ ገሊፁ።

ኢትዮጵያን ኤርትራን፡ ወራር ዘካየዳሉ ምኽንያት ትግራይን ትግራዋይነትን ንምጥፋእ ከምዝኾነ ተንታኒ ጂኦ-ፖሎቲካ ቀርኒ ኣፍሪቃ ፕሮፌሰር መድሃኔ ታደሰ…