https://yabelemedia.com/2022/11/13/6197/
''ብድምፂ ህዝቢ ትግራይ ዝተመረፀ መንግስቲ ትግራይ ክቕየር፥ ክፈርስ ዝኽእል ብህዝቢ ትግራይ እምበር ብስምምዕነት ተፃብኦ ደው ምባል ስለዘይኮነ እዚ’ውን ክወፅእ ዘለዎ እዩ'' መግለፂ ቅዋም 'መንግስቲ ትግራይ'