Latest

ኣብ ኣሜሪካ ግዝኣት ፖርትላንድ ኣንፃር መንግስቲ ኢትዮጲያን ኤርትራን ዘቕነዐ ዉዕዉዕ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ።

ነቲ ሓደ ዓመቱ ክረግፅ ናይ መዓልታት ጊዜ ዝተረፎ እሞ ድማ መዕለቢ ዘይረኸበ ወራር ትግራይ ንኸብቅዕን ኣብ…

ሲኖዶስ ኦሮቶዶክሳዊት ተዋህዶ ኢትዮጲያ፡ ኲናት ትግራይ እንተዘይኣወጊዙ ንሲኖዶስና ኣይዉክልን ክብል ሃገረ ሰብከት ከተማ መቐለ ገሊፁ።

ሲኖዶስ ኦሮቶዶክሳዊት ተዋህዶ ኢትዮጲያ ካብ ስርዓትን ሕግን ቅድስት ቤተክርስትያን ወፃእ ኮይኖም ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ገበን…

ዲያስፖራ ተጋሩ ሓደ ዓመት ንዘቑፀረ ወራር ኢትዮጵያ፡ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዓለም ለኸ ሰልፊ ተቓዉሞ ንምግባር ምድላዋት ከምዝግበሩ ተገሊፁ።

ኣብ ዝመፅእ ዘሎ 04 ሕዳር 2021 ዓ.ም.ፈ ነቲ ሓደ ዓመት ዝመልኦ ዘሎ ወራር ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ…

ቡዙሓት ተጋሩ ኣብ ውራያቶም ንባንዴራ ኢትዮጲያ ብምንፃግ፡ ባንዴራ ትግራይ ከምበልብሉ ይረኣዩ።

ኢትዮጲያ ምስ ካልኦት ሃገራት ተዛርያ ኣብ 21 ክ/ዘመን ኣብ ወገነይ ንእትብሎ ህዝቢ ትግራይ ዘብፀሐቶ ታሪኽ ይቕረ…

ኣስናን ዘይብሉ ሕቡራት ሃገራት ስለምንታይ’ዩ ኣብ ዕድጊት ሑፃ ተፀሚዱ ቀንዩ?

እቲ ሰማይ ከምሎሚ ኢሉ ኣይፀረየን። ድምፂ ዓረር ካብ ምጭንጫን ንእሽተይ ዕርፍ ኢሉ ዝነበረ ሰብ ሕፍስ ዝበለ…

ኣብ መቐለ ንሓሙሻይ ግዘ ብዝተገበረ ደብዳብ ነፈርቲ ልዕሊ 11 ሰብ ቆሲሎም!

ሎሚ 12 ጥቅምቲ 2013 ዓ/ም ሰዓት 5:30 ኣከባቢ 11 ሰላማውያን ሰባት ዘቑሰለ ደብዳብ ነፈርቲ ኣብ ከተማ…

ደብዳብ ነፈርቲ ኢትዮጵያ፡ ህዝቢ ትግራይ ቃልሱ ዝያዳ ንኸሕይል ከምዘሐርኖ ተንታኒ ፖለቲካ ዊልያም ዴቪድሰን ገሊፁ።

ሓይልታት ምክልኻል ትግራይ፡ ብኣንፈት ክልል ኣምሓራ ንቕድሚት ምግስጋሱ ሲዒቡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብሰማይ ዘለዎ ልዕልነት ተጠቂሙ ኣብ…

ሱዳን፡ ካብ ኢትዮጵያ ኣብ ዘምለሰቶ ግዝኣት ኣልፋሽቓ ጽቡቕ ኣዝመራ ከምዝሓፈሰት ኣፍሊጣ።

ሱዳን፡ ድሕሪ 25 ዓመት፡ ኣብ 142 ሽሕን 800ን ሄክታር መሬት ዝተዘርአ ምህርቲ ኣዝመራ ከምዝሓፈሰት ኣብ ምብራቕ…

The Special Police in Ethiopia

Like many federal and devolved systems, Ethiopia has both federal and regional security forces. In the…

ማሕበራዊ ሚድያ እቲ ክላሽንን ጨና ባርዱን ዘይብሉ ግን ድማ ዕሙር ኵናት ዝካየደሉ ፖለቲካዊ መይዳ።

ማሕበራዊ ሚድያ ህይወት ከምዘቕለለ፡ ንዓለም ናብ ሓንቲ መንደር ከምዝቐየረን ንብዙሓት ምንጪ እቶት ከምዝኾነን ይግለፅ። ብዙሓት ፖለቲካዊ…

ሕቡራት ሃገራት “ኣብ መቐለ ብዝተፈፀመ ደብዳብ ነፋሪት ሰላማውያን ሰባት ከምዝተጎድኡ ኣረጋጊጸ’የ” ኢሉ።

ኣብ መቐለ ትማሊ ብዝተገበረ ደብዳብ ነፋሪት ኣዴታትን ቆልዑን ዝርከብዎም ንፁሃት ሰለማውያን ሰባት ከምዝቖሰሉ ወሃቢ ቃል ሕቡራት…

ገስጋስ ሰራዊት ትግራይ ዘሰምበዶ መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኣምሓራ ሰዓት እቶ እቶ ኣዊጁ።

ቅድም ክብል ኣብ ከተማታት ደሴን ኮምቦልቻን ተኣዊጁ ዝፀንሐ ሰዓት እቶ እቶ ኣብ ከተማ ከተማ ደብረብርሃን እውን…

ሰራዊት ትግራይ ከተማታት ሃይቅን ቢስቲማን ከምዝተቆፃፀረ ወተሃደራዊ ኮማንድ ፖስት ምክልኻል ሓይልታት ትግራይ ገሊፁ።

ወተሃደራዊ ኮማንድ ፖስት፡ ጅግና ሰራዊት ምክልኻል ሓይልታት ትግራይ ትማሊ ዕለት 10 ጥቅምቲ 2014 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት…

ህዝቢ፡ ካብ ዓቕሊ ፅበት ደብዳብ ነፈርቲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ግቡእ ጥንቃቐ ክገብር፡ ፕረዚዳንት መንግስቲ ትግራይ ፀዊዑ።

ፋሽሽታውያን ሓይልታት ኣብቲ ዝሓለፈ ሰሙን ንኣዋሪሕ ተዳልዮም ዘካየድዎ ተደጋጋሚ ፈተነታት፡ ምሉእ ብምሉእ ዘምከነ ፅኑዕ ህዝባዊ ሰራዊትና…

መንግስቲ ኢትዮጲያ ናብ ትግራይ ዝኣቱ ሰብኣዊ ሓገዝ ከም ሓደ መደራደሪ ነጥቢ ገይሩ ከምዝጥቀመሉ ኣፍሊጡ።

መንግስቲ ኢትዮጲያ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዘንበሮ ዕጽዋ ሰብኣዊ ሓገዝ ከም ሓደ መደራደሪ ነጥቢ ከምዝጥቀመሉ ቀዳማይ ሚኒስተር…

ኣብ ስርዓተ ትምህርቲ ትግራይ ኣብ ትምህርቲ ዓይነት ታሪኽ ናይ ትሕዝቶ ምምሕያሽ ከምዝተገበረ ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ ገሊጹ።

ኣብ ትግራይ ካብ 15 ጥቅምቲ 2014 ዓ/ም ጀሚሩ ካብ 1ይ ክፍሊ ክሳብ 6ይ ክፍሊ ከይዲ ምምሃር…

መንግስቲ አውስትራሊያ፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ መቐለ ዝገበሮ ደብዳብ ከቢድ ሻቕሎት ከምዝፈጠረሉ ኣፍሊጡ።

ቤት ፅሕፈት ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣውስትራሊያ ሎሚ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፡ ኣስታት ሓደ ዓመት ክመልኦ ዝተቓረበ ቅልውላው…

ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ደብዳባት ነፈርቲ ዘፈፅሙ ዘለዉ ኣብረርቲ በዓል መን ምዃኖም ነበር ኣብራሪ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ካፕቴን ተኽለብርሃን ኣቃሊዑ።

ነበር ኣብራሪ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ካፕቴይን ተኽለብርሃን እዘን ህዝቢ ትግራይ ንምድብዳብ ዝተሰደዳ ነፈርቲ ብምብራርን ብምትሕብባርን ኣብ…

ማሕበረሰብ ዓለም ዝገብሮ ዘሎ ቶኹሲ ደው ናይ ምባል ጻዊዒት ግልጽነት ከምዝጎድሎ ምሁራን ገሊፆም።

ማሕበረሰብ ዓለም፡ ኣብ መንጎ ትግራይን ኢትዮጲያ ዝግበር ዘሎ ኲናት ደው ክብልን ሰብኣዊ ሓገዝ ክበጽሕን ብተደጋጋሚ ተኲሲ…

መንግስቲ ኢትዮጲያ ኣብ ሓደ ሰሙን ንካልኣይ ግዜ ኣብ መቐለ ደብዳብ ነፈርቲ ኣካይዱ።

ብዝተፈላለዩ ግንባራት ዝወለዖ ሓዱሽ መጥቃዓቲ ብጸረ መጥቃዕቲ ሰራዊት ትግራይ ተመኪቱ ስዕረት ዝጉልበብ ዘሎ መንግስቲ ኢትዮጲያ ኣብ…