ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዝወልዓቶ ኵናት ከም ሓደ ተወላዲ ብሄረ ትግራይ ብውልቁ ኣሉታዊ ሳዕቤን ከምዝመጽኣሉ ዋና ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም ገሊጹ።

ዳይሬክተር ጀነራል ውድብ ጥዕና ዓለም ዶ/ር ቴዎድሮስ ኣድሓኖም ኣብ መኽፈቲ ኣኼባ ኮቪድ-19 ብዛዕባ ቅልውላው ትግራይ ሰፊሕ…