ተጋሩ ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ብትግራዋይነቶም ይህደኑ ከምዘለው ዝተፈላለያ ማዕኸናት ዜና ዓለም ኣቃሊሐን።

ሮይተርስ ትማሊ ንመሰኻኽር ዓይኒ ጠቒሱ ኣብ ዘውፀኦ ፀብፃብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ ተጋሩ ብጅምላ እንዳተሓፈሱ ናብዘይተፈለጡ…