ኣብ ሰላምን ግጭትን ብርክት ዝበሉ ዓለምለኻዊ መፅናዕትታት ዘካየደ ሙሁር ፕሮፌሰር ሸትል ትሮንቮልት፡ ኣብ ኲናት ኢትዮጵያ ርድኢት…
Tag: Ethiopia
“ከተማ ሃይቅ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ሓይልታት ምክልኻል ትግራይ ኣትያ” ኢሎም ዝፀብፀቡ ጋዜጠኛታት ተኣሲሮም።
ዝሓለፈ ዓርቢ ኣብ ደቡብ ወሎ ከተማ ሃይቅ ብሰራዊት ትግራይ ከምዝተትሓዘት ዝፀብፀቡ ክልተ ጋዜጠኛታት ኣሐዱ ሬድዮ 94.3…
ዴሞክራስያዊ ውድብ ዓሲምባ፡ መንእሰይ ትግራይ ናብ ሓይልታት ምክልኻል ትግራይ ተጸምቢሩ ፀላእቱ ንኽምክት ፀዊዑ።
ማሕበረሰብ ዓለም ብፍላይ ኣሜሪካ፣ አውሮፓ፣ ሑቡራት ሃገራትን ካልኦት ሃገራትን ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ዘቕረቡዎ ፃውዒት ሰላም ከምዘይተቐበሎ ዲሞክራሲያዊ…
ፌደራሊስት ሓይሊ ዓፋር መናእሰይ ዓፋር ኣብ ጎድኑ ክስለፍ ፃውዒት ኣቕሪቡ።
“ብውልቀ መለኽቲ ኣብይን ኢሳያስን ዝምራሕ ብልፅግና ፓርቲ ኣብ ኣፍ ሞት’ዩ ዝርከብ” ዝበለ ፌደራሊስት ሓይሊ ዓፋር እዞም…
ሕላገት ስልጣነ ትግራይ ዝኾኑ ታሪኻውያን ሓድግታት ኣዕኒኻ ክልምልም ዝድለ ዘሎ ሃገራውነት ኢትዮጵያን ኤርትራን!
ኣብ ዓለም እቲ ዝዓበየ ዓንዲ ምትእስሳር ማሕበራዊ መሰረት ህዝቢ መንነት እዩ። ተማራማሪ ሳይንስ ፖለቲካ ጃፓናዊ ፍራንሲስ…
ትግራይ ኣብ ቅድመን ድሕረን ኵናት እትሓልፎም ዘላ ናይ ‘ሕማማት’ ዓመታት!
ብዘዓባ ትግራይ ድሕሪት ምልስ ኢልና ታሪኽ ካብ ምርኣይ እንመሃሮ ነገር እንተሃለወ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለየ እዋን…
ውድብ ምግቢ ዓለም፡ ሰብኣዊ ሓገዝ ናብ ትግራይ ከእትው ከምዘይከኣለ ተዛሪቡ።
ኣብ ትግራይ ዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላው ኣመልኪቱ ምስ ስኤን ኤን ጻኒሒት ዝገበረ ሓላፊ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ዴቪድ…
ሓጋዚት ቤት ጽሕፈት ግብረ – ሰናይ ዩኤስኤይድ ሳራ ቻርለስ ብሰንኪ መንግስቲ ኢትዮጲያ ኣብ ትግራይ ዘካይዶ ዘሎ ደብዳብ ናብ ትግራይ ክተምርሕ ከምዘይከኣለት ኣፍሊጣ።
ሳራ ቻርለስ ኣብ ቲዊተር ገጻ ኣብ ዝጠቀዐቶ መልእክቲ ናብ መቐለ ኣምሪሓ ኣብ ትግራይ ዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላው…
ብሰንኪ ኩለመዳይ ዕጽዋ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ልዕሊ 63 ሽሕ ህጻዉንቲ ይሳቐዩ ከምዘለዉ ተፈሊጡ።
ብሰንኪ መንግስቲ ኢትዮጲያ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዘንበሮ ዕጽዋ ሰብኣዊ ሓገዝን ምቁራጽ መሰረታዊ ኣገልግሎትን ኣብ ትግራይ ዘሎ…
ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ምዕራብ ትግራይ 34 መምህራን ብወተሃደራት ኢትዮጵያን ኤርትራን ከምዝተቐተሉ ተገሊፁ።
ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ምዕራብ ትግራይ 34 መምህራን ብሰራዊት ኢትዮጵያን ኤርትራን ብግፍዒ ከምዝተቐተሉ ተሓቢሩ። ሓላፊት ቤት ፅሕፈት…
ሕቡራት ሃገራት፡ ድሕንነት ናይቶም ኣብ ትግራይ ዘለው ሰራሕተኛታቱ ከምዘተሓሳስቦ ገሊፁ።
ሕቡራት ሃገራት፡ በቲ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ተደጋጋሚ ደብዳብ ነፈርቲ ድሕንነት ኣብ ትግራይ ዘለው ሰራሕተኛታቱ ከምዘተሓሳስቦን…
TEAO Weekly Briefing No.13
Weekly Briefing from Tigray External Affairs Office highlighting the deteriorating humanitarian situation, aerial bombings across #Tigray…
መብዛሕቲኤን ኣብያተ ትምህርቲ ትግራይ መዕቖቢ ውሽጣዊ ተመዛበልቲ ስለዝኾና ንምጅማር ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ብኣሉታ ከምዝጸለዎ ተገሊጹ።
መቐለ፡ ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ ኣብ ኲናት ዝጠሓለ ስነ-ልቦናዊ ወጥሪ ህፃናት ንምሕዋይን ወለዶ ንምቕፃልን ትማሊ ሰኑይ 15…
መብዛሕትኦም ብዩኔስኮ ዝተመዝገቡ ሓድግታት ስነ-ጥንቲ ኣክሱም ብሰራዊት ኤርትራ ጉድኣት ከምዝበፅሖም ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ገሊፁ።
መቐለ፥ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ብዘካየዶ ዳህሳስ ኣብ ኣክሱም ዝርከቡ መብዛሕትኦም ብዩኔስኮ ዝተመዝገቡ ቅርስታት ስነ-ጥንቲ ብሰራዊት…
ናብ ዓዉደ ኲናት ኣይንኣቱን ዝበሉ ቡዙሓት መናእሰይ ኢትዮጲያ ክርሸኑ ከምዝረኣየ ብሓይልታት ምክልኻል ትግራይ ዝተማረኸ ተወላዲ ኦሮሞ ገሊፁ።
ሙዲን ቃሲማ ተወላዲ ብሄር ኦሮሞ ኮይኑ “ሃገርኩም ብጁንታ ተወሪራ ታይ ትገብሩ ኣለኹም ብዝብል ተደፋፊአ እየ ናብዚ…
ዉድብ ፌደራላዊ ኮንግረስ ኦሮሞ “ኦፌኮ” ኣብቲ ብመንግስቲ ኢትዮጲያ ዝቐረበ ጻዊዒት ሃገራዊ ዘተ ክሳተፍ እንተድኣ ኾይኑ እቲ ዘተ ብዘይሻራዊ ኣካል ክምራሕ ኣለዎ ክብል ቅድመ ኩነት ኣነጺሩ።
ብፕሮፌሰር መራራ ጉዲና ዝምራሕ ዉድብ ኦሮሞ ፌደራላዊ ኮንግረስ “ኦፌኮ” መንግስቲ ኢትዮጲያ ከካይዶ እየ ኢሉ ዝወሰኖ ሃገራዊ…
ኣብ ዓፋር ዝርከብ ቤት ማእሰርቲ ኣዋሽ ኣርባ ንመፈፀሚ ዝተፈላለዩ ግፍዕታት ይዉዕል ከም ዘሎ ተገሊፁ።
መንግስቲ ኢትዮጲያ ካብ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ክፋላት እታ ሃገርን ዘተኣኻኸቦም ብኣሸሓት ዝቑፀሩ ተጋሩ ወገናት ብመንነቶም ጥራሕ…
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኮሚቴ ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ንጉዳይ ቅልውላው ኲናት ኢትዮጵያ ኣመልኪቱ ንውሳነ H.R.445 ከምዘመሓየሾ ገሊፁ።
እቲ ዝተመሓየሸ ውሳነ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝተፈፀመ ኩሎም ቅልውላዋትን ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ብምኹናን ኣብዚ ኢድ ንዘለዎም ሓይልታት…
“We thought he was dead”: Tigrayans speak of torture in detention
BY JACLYNN ASHLYOCTOBER 25, 2021 Many Tigrayans have been forcibly disappeared in recent months. Now some who…
ትካል ኩባንያ ፌስቡክ፡ ኣብ ማሕበራዊ ገፁ ኣብ ኢትዮጵያ ጎንፂ እንዳጋደደ ምዃኑ እናፈለጠ ዝኾነ ስጉምቲ ኣይወሰደን ተባሂሉ።
ትካል ኩባንያ ፌስቡክ፡ ኣብ ማሕበራዊ ገፁ ቅልውላው ኢትዮጵያ እናገደደ ምዃኑ እናፈለጠ ዝኾነ ስጉምቲ ዘይምውሳዱ ንባይቶ መምርሒ…