ኣብ ትግራይ ዘሎ ሰብኣዊ ቁልውላው ካብ ግዜ ናብ ግዜ እናገደደደ ይኸይድ ከምዘሎ ዝፍልጠ ውድብ ሕብራት ሃገራት…
Tag: Ethiopia
ከተማታት ደሴን ኮምቦልቻን ብምልሻን ፋኖን ኣምሓራ ከቢድ ስርቂን ዘረፋን ከምዝተፈጸመለን ነበርቲ ሓቢሮም።
ሰራዊት ትግራይ ኣብ ቀረባ ዝገበሮ ምትዕርራይ ሲዒቡ ኣብ ኢድ ፍሉይ ሓይሊን ምልሻን ኣምሓራ ዝወደቃ ከተማታት ደሴን…
ፌስቡክ; ኣብ ኢትዮጵያ ተጻቦኦታት ክጎሃሃርን ዝነበሮ ግደ ብዝምልከት ዘይሻራዊ ጽንዓት ከካይድ ነዚ ተባሂሉ ዝተጣየሸ ናይ ክትትል ቦርድ ጸዊዑ።
እቲ ቦርድ ስጉምቲ ኣልቦ ተግባር ፌስቡክ ብግልጺ ከምዘሎ ዝሓበረ እንትኸውን ፌስቡክን ኢንስታግራምን ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዘሎ…
ኲናት ትግራይ ደው ንምባል ስጉምቲ ክውሰድ ዝቐረበ ምሕፅንታ ተቐባልነት ስለዘይረኸበ እቲ ሽግር ሰማይ ክጋደድ ከምዝኸኣለ ተገሊፁ።
ሓላፊ ፖሊሲ ጉዳያት ወፃኢ ሕብረት ኣውሮፖ ጆሴፍ ቦረል ፣ ድሕሪ እቲ ትማሊ ኣብ ብራስለስ ዝተኻየደ ኣኼባ…
ንኣስታት 10 ሚልዮን ህዝቢ ኣገልግሎት ዝህብ ሪፈራል ሆስፒታል ዓይደር ስርሑ ደው ከብሎ ከምዝኽእል ሓቢሩ።
እቲ ሆስፒታል ብፍላይ ኣብ ዝሓለፋ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ኣብ ሙሉእ ዕፅዋን ክባን ብምዃኑ ተሓከምቲ ዘድልዮም ግልጋሎት ብዘይምርካቦም…
ኣብ ትግራይ፡ ሓደሽቲ ኣባላት ኮማንዶ ሓይልታት ምክልኻል ትግራይ ተመሪቖም።
እቶም ዕሉላት ደመኛታት ህዝቢ ትግራይ ዝኾኑ ስርዓታት ኢትዮጲያን ኤርትራን ከምኡዉን ተስፋሕፋሕቲ ሓይልታት ኣምሓራን መሊእኻ ንምቅባፅን ዝሓዝዎም…
ብርክት ዝበላ ዓለም ለኻዉያን ትካላት ብምኽንያት ቅልዉላዉ ኢትዮጲያ ካብ ኣዲስኣበባ ናብ ኬንያ ናይሮቢ ይቕይራ ምህላወን ተገሊፁ።
ብምኽንያት ዘይቅርዑይ ምሕደራ ስርዓት ኢትዮጲያ፡ እታ ሃገር ኣይካብ ቁጠባ፣ ዲፕሎማሲ፣ሰላምን ምርግጋዕን ዞርሞ ዘርሞ ኮይና ምህላዋ ይፍለጥ።…
እቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ጆኖሳይ ዝፈፀመ ስርዓት ኢትዮጵያ፡ነቲ ብባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሑቡራት ሃገራት ዝተፀወዐ ኣኼባ ተቓዊሙ።
ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሑቡራት ሃገራት፡ ንጉዳይ ኣብ ትግራይ ዝተፈፀሙ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላትን ተዛመድቲ ጉዳያትን ኣመልኪቱ ንዝቕፅል…
ዓለም ለኸ ማሕበረ ካህናት ዘኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትግራይ ምስ ሲኖዶስ ቤተ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ዝነበሮ ርክብ ደዉ ከምዘበሎ ሓቢሩ።
ኣብ ወፃኢ ዝርከቡ ዓለም ለኸ ማሕበረ ካህናት ዘኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትግራይ ምስ ፋሽስታዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ሸሪኹ ኣንፃር…
ቱርኪ፣ ሕቡራት ዓረብ ኢሚሬትስን ቻይናን ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ንዝገብረኦ ሓገዝ ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ።
ኣብ ዝተፈላለያ ስቴታት ኣሜሪካ ዝርከቡ ተጋሩን ደገፍቲ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይን ኣንፃር ሃገራት ቱርኪ፣ ሕቡራት ዓረብ ኤሜሬትስን…
ሰራዊት ትግራይ ብዝገበሮ ምትዕርራይ ኣብ ዝመረፆ ግዜን ቦታን ፀላኢ ምድምሳስ ከምዝጀመረ ቢሮ ርክብ መንግስትን ህዝብን ትግራይ ገሊፁ።
እቲ ኣብ ግንባር ጋሸናን ከባቢኡን ዝነበረ ናይ ፀላኢ ሓይሊ ብምክልኻልን መጠነ ሰፊሕ ፀረ መጥቓዕቲ ብምክያድን ኣዝዩ…
ሱዳን፡ ንዕጡቓት ትግራይ ትሕግዝ ያ ተባሂሉ ዝቐረበላ ክሲ ከምዘይትቕበሎ ሚኒስትር ጉዳያት ሱዳን ገሊፁ።
ሱዳን ንዕጡቓት ትግራይ ከለላ ትኸውንን ትሕግዝን እያ ብዝብል ማዕከን ሬድዮ ኢትዮጵያ ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ከምዝኾነ ሚኒስትር…
ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝነብሩ ተጋሩ ኣንፃር ሃገር ዓረብ ኢምሬትስ ዘቕነዐ ዉዕዉዕ ሰልፊ ኣሳሊጦም።
ዓረብ ኢምሬትስ ንኢትዮጲያ ከም ዋና ዓንዲ ሑቐ ኮይና ካብ መፈለምታ እቲ ኩናት ክሳብ እቲ ሐዚ በፂሑሉ…
ኣብ ሃገረ እስራኤል ምርኢት ባህሊ ራያ ብነበርቲ እታ ዓዲ ዝኾኑ ራያቶት ተሳሊጡ።
ተወለድቲ ራያ ኣብ ሃገረ እስራኤል ዝነብሩ ዕላምኡ ንሕዉየት ትግራይ ዝዉዕል እቶት መተኣኻኸቢ ንምስላጥ ዝተፈላለዩ ባህሊ ምርኢታት…
ኣብ ዝባን መርከብ ኲናት፡ ኮይኑ ትግራይ ትዕወት ኢሉ ዝጨረሐ ሰብኣይ መዘራረቢ ኮይኑ።
ኣብ ሓንቲ ዋንነታ ናይ ኣሜሪካ ከምዝኾነት ዝተገለፀት መርከብ ውግእ ተሳፊሩ ትግራይ ትዕወት ብምባል ዝጨረሐ ኤርትራዊ ኣማኒኤል…
ብነበርቲ ችካጎ ተጋሩ ሰዓብቲ እምነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ዝተሃነፀ ቅድስቲ ማርያም ቤተክርስትያን ተመሪቑ።
ኣብ ቺካጎ ዝነብሩ ተጋሩ ሰዓብቲ እምነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ናይ ገዛእ ነብሶም ዝዉንንዎ ምስ ኢትዮጲያዉያን ዘይተላገበን ነፃን…
ኣብ መደምደምታ ዝበፅሐ ህዝባዊ ኲናት ብወፍርታት ምድንጋር ይኹን ብዘመናዊ ቴክኖሎጂ ከምዘይብዳህ መንግስቲ ትግራይ ሓቢሩ።
ህዝቢ ትግራይ ንዘይተርፍ ዓወት ፀኒዑ ብግንባርን ደጀንን መኸትኡ ክቕፅል ከምዝግባእ ዝሓበረ መግለፂ መንግስቲ ትግራይ ኣብ መደምደምታ…
ኣብ ትግራይ ፆታዊ ዓመፅ ካብ ዝበፅሐን ደቂ-ኣነስትዮ እተን 30 ሚእታዊት ህፃናት ምዃነን ሓደ መፅናዕቲ ኣረጋጊፁ።
ፆታዊ ዓመፅ በፂሑወን ፀብፃብ ካብዝገበራ ደቂ-ኣነስትዮ እተን 30 ሚእታዊ ህፃናት ምዃነን ዩኒቨርሲቲ መቐለ ምስ ቢሮ ጉዳይ…
ወረርቲ ሓይልታት ሓራ ኣብዘይወፃ ከባብታት ትግራይ ፆታዊ ዓመፅ ከምመሳርሒ ኲናት ምጥቃም ይቕፅልሉ ከምዘለው ተገሊፁ።
ወረርቲ ሓይልታት ኣብ ልዕሊ እቲ ሓራ ኣብዘይወፃ ከባብታት ትግራይ ዝነብር ህዝቢ ፆታዊ ዓመፅ ከምመሳርሒ ኲናት ምጥቃም…
ኣብ ትግራይ፡ ንኩሉ ዓቕምታት ዘማእኽል “ስሙር ብሄራዊ ባይቶ” ክጣየሽ ውድብ ባይቶና ፀዊዑ።
ህዝቢ ትግራይ ገጢሙዋ ዘሎ ኩለመዳያዊ ክባን ዕፅዋን ብባህሪኡን ብዝጠልቦ ግብረ መልስን ዝተፈለየ ስለዝኾነ፣ ካብቲ ዝተለመደ ኣካይዳ…