Inventing hell: how the Ethiopian and Eritrean regimes produced famine in Tigray

It has been a year since a devastating war broke out in the Tigray region, Northern…

ኣሜሪካ ናብ ዓለምለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ኣዲስ ኣበባ በረራ ንዝገብሩ ኣብረርቲ ኣጠንቂቓ።

ኲናት ኢትዮጵያ ናብ ኣዲስ ኣበባ እንዳቐረበ ብምምፅኡ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ዝዓርፋ ነፈርቲ ንመጥቃዕቲ ክቃልዓ ይኽእላ…

ጋዜጠኛ ሶላን ኮሊ ኣብ ኲናት ትግራይ ንዘካየዶ ፀብፃብ ተሸላሚ ሮሪ ፔክ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ወዲ 32 ዓመት ዝኾነ ኢትዮጵያዊ ፍሪላንሰር ሶላን ኮሊ ብዛዕባ ጨፍጫፍ ተጋሩ ንማዕኸን ዜና ኣጃንስ ፍራንስ ፕረስ…

ኣብ ትግራይ፡ ዝዓነወ ንብረት መሊሱ ኣብ ረብሓ ንምውዓል ኣባላት ገድሊ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ትግራይ ይሰርሑ ከምዘለው ተገሊፁ።

ኣብቲ ኣብ ከተማ መቐለ ዝተኻየደ ዋዕላ ገድሊ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ትግራይ፡ ትግራይ ንምህናፅ ግደ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ዝለዓለ…

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣመሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን፡ ኢትዮጵያ ኣትያቶ ዘላ ቅልውላው ኲናት ብወተሃደራዊ ሓይሊ ክፍታሕ ኣይኽእልን ኢሉ።

ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶንዮ ብሊንከን፡ ኣብ ኬንያ ምስ ፕረዚዳንት ኬንያ እሁሩ ኬንያታን ላዕለዎት ሰበስልጣናት እታ…

ሕቡራት ሃገራት ብመንግስቲ ኢትዮጲያ ዝተኣሰሩ ሰራሕተኛታቱ ክፍትሑ ጸዊዑ።

ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዕጽዋ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣንቢሩ ዘሎ መንግስቲ ኢትዮጲያ ናብ ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣብ ምብጻሕ…

ፌስቡክ፡ ኣብ ኢትዮጲያ ዓመጽን ረብሻን ዘጎሃህሩ ጽሑፋት ክኣልን ክቆጻጸርን ከምዘይከኣለ ተገሊፁ።

ሰራሕተኛታት ፌስቡክ ብተደጋጋሚ ኣብ ኢትዮጲያ ዓመጽን ረብሻን ዘለዓዕሉ ጽሑፋት ክኣልይን ክቆጻጸርን እንተጸውዑ እኳ እቲ ትካል ግን…

ኣብ ትግራይ፡ ቁጽሪ ብከቢድ ሕፅረት ምግቢ ዝተጠቕዑ ህፃናት ብ600 ሚእታዊ ከምዝወሰኹ ተገሊፁ።

ስርዓት ኣብዪ ኣሕመድን መሻርኽቱን ሃፍቲ ትግራይ ብምብራሶምን ድሒሩ እውን ኩለመዳይ ዕፅዋ ስዒቡ መጠን ብከቢድ ሕፅረት ምግቢ…

ኣብ ኢትዮጵያ ዝቕመጡ ተወለድቲ ብሄረ ትግራይ ብጅምላ ይእሰሩ ከምዘለው ቤት ጽሕፈት ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ገሊፁ።

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኢሉ እውን መላእ ኢትዮጵያ ዝነብሩ ተጋሩ ብጅምላ ምእሳር ከምዝቐፀለ ትማሊ ቤት ፅሕፈት ሰብኣዊ…

Mass Detentions of Civilians Fan ‘Climate of Fear’ in Ethiopia

Tigrayans have been targeted by the police based on a mix of hints: their surnames, details…

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኲሓ ብሰንኪ ዕፅዋን ስእነት መድሓኒትን መዓልቶም ዝሓለፎም መደሓኒታት ይጥቀም ከምዘሎ ኣፍሊጡ።

ህዝቢ ትግራይ ብሓደ ወገን ብቁምቡላታትን ብጥምየትን ብኻልእ ወገን ድማ ሕማሙ ዝፍዉሰሉ መድሓኒት ተኸልኪሉ ኣብ ከቢድ ሽግር…

ምሁራትን ፖለቲከኛታትን ኦሮምያ “ኦሮምያ ድሕሪ ውድቀት ብኣብይ ዝምራሕ ስርዓት ኢትዮጵያ እንታይ ክትመስል ኣለዋ” ኣብ ዝብል ርእሰ ዛዕባ ዘተ የካይዱ ኣለዉ።

ብርክት ዝበሉ ምሁራንን ፖለቲከኛታትን ኦሮሞ ካብ ትማሊ ኣትሒዙ ንዝቕፅሉ ሓሙሽተ መዓልታት ዝፀንሕ ኮንፈረንስ ኣብ ምክያድ ይርከቡ።…

ብትእዛዝ መንግስቲ ኢትዮጲያ ዝግበር ዘሎ መንነታዊ መጥቃዕቲ ፋሽሽታዉያን ኣብ ኣጋ ስዕረቶም ዝገብርዎ ተግባር ምዃኑ ተገሊፁ።

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጋሩ መሰረት ዝገበረ ዕድመ፣ ፆታን ሃይማኖትን ከይፈለየ ብትእዛዝ መንግስቲ ኢትዮጲያ ዝግበር ዘሎ ግፋን…

ሕቡራት ሃገራት ንሰብኣዊ ቅልውላው ኢትዮጵያ ዝውዕል 40 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ከምዝመደበ ተገሊፁ።

ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ብፍላይ ድማ ትግራይ ኣብ ኣፍ ሞት ንዘለው ወገናት ንምድሓንን ድሕነት ሰላማውያን ሰባት ንምውሓስን…

መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ፡ ሰዓት እቶ እቶ ኣዊጁ።

ኣብዚ ሐዚ እዋን ሓይልታት ምክልኻል ትግራይን ሰራዊት ናፅነት ኦሮሞን ሰፋሕቲ ከባብታት ክልላት ኣምሓራ፣ ዓፋርን ኦሮምያን ብምቁፅፃር…

መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ብዝፈፀሞ ዕፅዋን ክባን ንማሕበረ-ቁጠባዊ ቅልውላው ምቅልዖም ነበርቲ ከተማ መቐለ ሓቢሮም።

መንግስቲ ኢትዮጵያ ሰራዊቱ ብሰራዊት ትግራይ ተወቒዑ ‘ደጀን ናብ ዝኾነ ቦታ ወፂአ’ ምባሉ ስዒቡ ትግራይ ሙሉእ ብሙሉእ…

ኣዲስ ኣበባ ኣብ ስግኣት ከምዝወደቐት ዘ ኢኮኖሚስት ፀብፂቡ።

እቲ ቅድሚ ዓመት ኣብ ኢትዮጵያ ዝጀመረ ኲናት ሕድሕድ ብዙሓት ናብዚ ደረጃ ክበፅሕ እዩ ኢሎም ሓሲቦም ከምዘይፈልጡን…

ኣብ ገበናት ኲናት ትግራይ ላዕለዋይ ኢድ ካብ መንጎ ዝነበሮም ሰበስልጣናት ኤርትራ ሓደ ዝኾነ ዋና ፀሓፊ ህግደፍ ኣልኣሚን መሓመድ ሲዒድ ከምዝሞተ ተገሊፁ።

ኣብ ፖሎቲካዊ ቤት ፅሕፈት ህግደፍ እዝዓበየ ስልጣን ዝነበሮ ኣልኣሚን መሓመድ ሲዒድ ብሕማም ትማሊ ኣብ መገሻ ሱዑዲ…

መንግስቲ ኢትዮጵያ ዘውፀኦ መግለፂ ዓርስኻ ንምድሓን ፃዕሪ ከምዝኾነ ቤት ጽሕፈት ዝምድናታት ትግራይ ኣፍሊጡ።

ህልውንኡ ኣብ ኤርትራ ምስ ዝርከብ ውልቀ መላኺ ዘተኣሰሰረ መንግስቲ ኢትዮጲያ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝተነበረ ማዕቐብ ኣመልኪቱ…

“ህወሓት ተመሊሱ ፖለቲካዊ ስልጣን ማእኸላይ መንግስቲ ንምቁጽጻር’ዩ” ዝብል ፕሮፖጋንዳ ሓሶት ከምዝኾነ ፕሬዝደንት መንግስቲ ትግራይ ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ገሊጹ

ኣብ ህልዉ ኩነታት ኣመልኪቱ ፕሬዝደንት መንግስቲ ትግራይ ምስ ቴሌዥን ትግራይ ብቋንቋ ኣምሓርኛ ዝሃቦ መግለፂ እዚ ዝካየድ…