What Next for Ethiopia?

by ALEX DEWAAL on NOVEMBER 8, 2021 Amid the confusing political landscape in Ethiopia today, and the last-minute efforts…

መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዘንበሮ ዕጽዋን ዝገብሮ ዘሎ ጨፍጫፍን ደው ክሳብ ዘየበለ ሰራዊት ትግራይ መጥቃዕትታቱ ከምዝቅጽል ወሃቢ ቃል መንግስቲ ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ትማሊ ምስ ሲ ኤን ኤን ኣብ ዝነበሮ ጻኒሒት ገሊፁ።

ሰራዊት ትግራይ ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ሰሜን ሽዋ ከምዘለዉ ወሃቢ ቃል ህወሓት ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ…

መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ልዕሊ ብሄረ ትግራይ ነበርቲ ኣዲስ-ኣበባ ብሄር መሰረት ዝገበረ ጅምላዊ ማእሰርቲ ይፍጽም ከምዘሎ ሲኤንኤን ኣቃሊዑ።

መንግስቲ ኢትዮጲያ ኣዋጅ እቶ እቶ እዋን ካብ ዝእውጅ ንነዘ እቲ ቅድሚ ሐዚ ብሰላሕታ ዝገብሮ ዝነበረ ኣበርቲዑ…

ማሕበረሰብ ዓለም ብሽም ሉኣላውነት ንጉዳይ ኢትዮጵያ ስቕ ኢሉ ከምዘይሓልፎ ኣሊስ ዋሪሙ ንደሪቱ ገሊፃ።

ማሕበረሰብ ዓለም ድሕሪ ሐዚ ብሽም ልኣላውነት ኣብ ኢትዮጲያ ዘሎ ዝቕጽል ዘሎ ቅልውላውን ጭፍጫፍን ብስቕታ ከምዘይሓልፎ ፍሉይ…

ኢንግሊዝ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ዜጋታታ ካብታ ሃገር ንኽወጽኡ ኣተሓሳሲባ።

እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ኩነታት ፀጥታ ብዝለዓለ ቕልጣፈ ይለዋወጥ ምህላውን ድሕንነት ዜጋታት ኣብ ዝኸፍአ…

ሕቡራት ሃገራት ብመንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ዝተኣሰሩ ሰራሕተኛታቱ ብህፁፅ ንኽፍትሑ ፀዊዑ።

መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ትማሊ 22 ሰራሕተኛታት ሕቡራት ሃገራትን ምስኦም ተፀጊዖም ዝነብሩን ኣባለት ከምዝኣሰረን ቀፂሉ ነቶም 6 ብምፍታሕ…

ትግራይ ካብ ሕሉፍ ዘይተምሃረትሎም ጸጸኒሖም ዘድምይዋ ዘለዉ ታሪኻዊ በሰላታት!

ስልጣነ ትግራይ ክብርኽ ልዑል ኣበርክቶ ካብ ዝነበሮም ዓውድታት ሕርሻ ዝጥቀስ እዩ። እቲ ተጋሩ ክሳብ ማእኸላይ ምብራቕ…

ዕላማ መኸምበቲ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ፡ መሰል ዓርሰ ውሳነ ህዝቢ ትግራይ ብሪፈረንደም ምርግጋፅ ከምዝኾነ ማእከላይ ኮሚቴ ህወሓት ገሊፁ።

ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝተፈፀሙ ኩሎም ገበናት ብዘይሻራዊ ኣካል ክፃረዩን ህልዉ ኩነታት ትግራይ ማእኸል ዝገበረ ተግባራዊ…

ኣብ ዞባ ምብራቕ ትግራይ 23 መምህራን ብወተሃደራት ኢትዮጵያን ኤርትራን ከምዝተቐተሉ ተገሊጹ።

ኣብ ዞባ ምብራቕ ትግራይ 23 መምህራን ብሰራዊት ኢትዮጵያን ኤርትራን ብግፍዒ ተቐቲሎም። ካብ ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ከተማ…

ሳፋሪ ኮም፡ ኣብ ኢትዮጲያ ብዘሎ ዕግርግርን ህዉከትን ሰራሕተኛታቱ ካብ ኢትዮጲያ ከምዘዉፀአ ተፈሊጡ።

ኩናት ብዝወለዶ ኣብ ኢትዮጲያ ዘሎ ህዉከትን ዕግርግርን ሙሉእ ግልጋሎቱ ኣብ ዝቕፅል ዓመት ንምጅማር ትልሚ ሒዙ ዝንቀሳቐስ…

ኣብ ትግራይ ጆኖሳይድ ዝተኻየደ ምዃኑ ክነረጋግፅ ኣይክኣልናን ዝብልዎ ዘረባ ከምዘይቕበልዎ ነበርቲ ከተማ መቐለ ገሊጾም።

እቲ ብኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራትን ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያን ኣቢሉ ዝወፀአ ሪፖርት ወገናዊን ወድዓዊ ኩነታት…

ኣብ ሪፈራል ሁስፒታል ዓይደር መቐለ ብሰንኪ ሕጽረት መግቢ ሕክምናዊ ኣገልግሎት ይረኽቡ ዝነበሩ 16 ህፃናት ሞይቶም።

ኣብ ኮምፕሬሄንሲቭ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ዓይደርን ሆስፒታል መቐለን ክሕከሙ ካብ ዝመፁኡ 205 ከቢድ ሕፅረት ምግቢ ዘጋጠሞም ህፃናት…

ብሄራዊ ባይቶ ዓባይ ትግራይ [ባይቶና] ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ተጋሩ ዝግበር ዘሎ ጅምላዊ ማእሰርትን ስቓይን ጠጠው ክብል ፀዊዑ።

ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ተጋሩ ዝፍፀም ዘሎ ጅምላዊ ማእሰርትን መጥቃዕትን ኣካል ምፅናት ተጋሩ ምዃኑ ዝሓበረ…

ኣብ ልዕሊ ትግራይ ብዝተኻየደ ወራርን ዕፅዋን 85% መራሕቲ ስድራ ትግራይ ውሕስና ምግቦም ከምዘየረጋገፁ መፅናዕቲ ኣመላኺቱ።

ኣብ ልዕሊ ትግራይ ብዝተኻየደ ወራር ዝበፅሐ ዕንወትን ዕፅዋን ስዒቡ ዩኒቨርሲቲ መቐለ ምስ ቢሮ ጥዕና ትግራይ ኣብ…

ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪቃ ኦሊሴንጎ ኦባሳንጆ ሓላፊ ኦቻ ማርቲን ግሪፍትስን ምስ መንግስቲ ትግራይ ተዛትዮም።

ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪቃ ኦሊሴንጎ ኦባሳንጆ ሓላፊ ኦቻ ማርቲን ግሪፍትስን ምስ ፕረዚዳንት መንግስቲ ትግራይ ዶክተር ደብረጽዮን…

ካናዳ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ዜጋታታ ካብታ ሃገር ንኽወጽኡ ኣተሓሳሲባ።

ካናዳ፡ ሰራሕተኛታት ኤምባሲ ካናዳ ኣብ ኢትዮጵያ ስድርኦም ሒዞም ካብታ ሃገር ብህፁፅ ክወፁኡ መምርሒ ኣውሪዳ። እዚ ዝኾነሉ…

ብኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ዝተጎብጠ መጽናዕቲ ሕቡራት ሃገራት!

ኣብ ትግራይ ንዝተፈጸመ ግህሰት ሰብኣዊ መሰልን ጥሕሰት ዓለም ለኻዊ ሕግታትን ኣመልኪቱ ምጽራይ ክገብር ዝጸነሐ ሓባራዊ ምጽራይ…

ስነ ጥበባዊ ታሪኩ ድሽታጊና “ኣነ ክደርፍ ኣይኮንኩን መፅየ ደም ምፍሳስ ይኣኽለና” ኢሉ።

ኣብቲ ብመንግስቲ ኢትዮጲያ ኣቢሉ ዝተፀወዐ ሰልፊ ምርኢት ሙዚቃ ከቕርብ ዝተፀወዐ ትዉልደ ብሄር ክልል ደቡብ ዝኾነ ስነ…

ኣብ ሃገረ ስዊድን ከተማ ስቶክሆልም ስነ ስርዓት ዝኽሪ ሰማእታት ትግራይ ተኻይዱ።

ትማሊ ኣብ ስዊድን ከተማ ስቶክሆልም ብኣሸሓት ዝቑፀሩ ተጋሩ ስነ ስርዓት ምብራህ ሽምዓ ዝኽሪ ሰማእታት ኣሳሊጦም። እቶም…

ማሕበር “Tigray crisis response group” ኣብ ትግራይ ንዝርከባ ኣዴታትን ትሕቲ ዕድመ ህፃናትን ሓገዝ ከምዝገበረ ተገሊፁ።

ማሕበር ትግራይ ክራይሲስ ሪስፖንስ ግሩፕ ኣብ ሃገረ ኣዉስትራልያ መቐመጢኡ ዝገበረ ኮይኑ ኩናት ትግራይ ዘስዐቦ ቅልዉላዉ ንፁጉማት…