ሕቡራት ሃገራት፡ ኩሎም ተፃባእቲ ሓይልታት ዘይተገደበን ዘላቕነት ኣቕርቦት ሰባዊ ሓገዝ ክኣቱ ክፈቕዱ ፀዊዑ።

መተሓባበሪ ቤት ፅሕፈት ሰብኣዊ ጉዳያት ሕቡራት ሃገራት፡ ብጣዕሚ ዝተጎድኡ ቦታታት ኣብ ትግራይ፣ ኣምሓራን ዓፋርን ከምዝርከቡ ብምጥቃስ…