ናይ ባንኪ ሒሳብ ደፍተር ናይተን ኣብ ትግራይ ዝርከባ ኣርባዕተ ዩኒቨርሲቲታት ካብ ሕጊ ወፃኢ ከምዝደስከለ ዩኒቨርሲቲ መቐለ ኣፍሊጡ።

ኣብ ትግራይ ዝተኣወጀ ኲናት 11 ወርሒ ከምዘቑፀረን ኣብ ወርሒ ሰነ 2013 ዓም ሰራዊት መንግስቲ ፌደራል ካብ…