መንግስቲ ኤርትራ ናብ ትግራይ ኣትዩ ወራር ዘካየደ ናብ ኣስመራ ሮኬት ስለዝተተኮሰ እነንተይኮነስ ነቲ ኣብ ኤርትራ ዘጋጠመ ኩለመዳይ ውድቀት ን’ወያነ’ ተሓታቲ ስለዝገብር ከምዝኾነ ጀነራል ፃድቃን ገ/ትንሳኤ ሓቢሩ።

ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን መንግስቲ ትግራይን ዝተወለዐ ኲናት መንቀሊኡ ከምቲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝብሎ ሰራዊት እዚ ሰሜን…