ኣሜሪካ ናብ ዓለምለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ኣዲስ ኣበባ በረራ ንዝገብሩ ኣብረርቲ ኣጠንቂቓ።

ኲናት ኢትዮጵያ ናብ ኣዲስ ኣበባ እንዳቐረበ ብምምፅኡ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ዝዓርፋ ነፈርቲ ንመጥቃዕቲ ክቃልዓ ይኽእላ…

ጋዜጠኛ ሶላን ኮሊ ኣብ ኲናት ትግራይ ንዘካየዶ ፀብፃብ ተሸላሚ ሮሪ ፔክ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ወዲ 32 ዓመት ዝኾነ ኢትዮጵያዊ ፍሪላንሰር ሶላን ኮሊ ብዛዕባ ጨፍጫፍ ተጋሩ ንማዕኸን ዜና ኣጃንስ ፍራንስ ፕረስ…

ኣብ ትግራይ፡ ዝዓነወ ንብረት መሊሱ ኣብ ረብሓ ንምውዓል ኣባላት ገድሊ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ትግራይ ይሰርሑ ከምዘለው ተገሊፁ።

ኣብቲ ኣብ ከተማ መቐለ ዝተኻየደ ዋዕላ ገድሊ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ትግራይ፡ ትግራይ ንምህናፅ ግደ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ዝለዓለ…

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣመሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን፡ ኢትዮጵያ ኣትያቶ ዘላ ቅልውላው ኲናት ብወተሃደራዊ ሓይሊ ክፍታሕ ኣይኽእልን ኢሉ።

ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶንዮ ብሊንከን፡ ኣብ ኬንያ ምስ ፕረዚዳንት ኬንያ እሁሩ ኬንያታን ላዕለዎት ሰበስልጣናት እታ…

ሕቡራት ሃገራት ብመንግስቲ ኢትዮጲያ ዝተኣሰሩ ሰራሕተኛታቱ ክፍትሑ ጸዊዑ።

ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዕጽዋ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣንቢሩ ዘሎ መንግስቲ ኢትዮጲያ ናብ ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣብ ምብጻሕ…

ኖርወይ ኣብ ልዕሊ ተጋሩን ኦሮሞን ዝግበር ዘሎ ጅምላዊ ማእሰርቲ ኮኒና።

ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኖርወይ ኣብ ትዊተር ገጹ ኣብ ዝጠቀዖ ጽሑፍ ህጻውንትን ኣረጋውያንን ዝሓወሰ ኣብ ልዕሊ ተጋሩን…

ፌስቡክ፡ ኣብ ኢትዮጲያ ዓመጽን ረብሻን ዘጎሃህሩ ጽሑፋት ክኣልን ክቆጻጸርን ከምዘይከኣለ ተገሊፁ።

ሰራሕተኛታት ፌስቡክ ብተደጋጋሚ ኣብ ኢትዮጲያ ዓመጽን ረብሻን ዘለዓዕሉ ጽሑፋት ክኣልይን ክቆጻጸርን እንተጸውዑ እኳ እቲ ትካል ግን…

ኣብ ትግራይ፡ ኣስታት 200 ህፃናት ብሰንኪ ጥምየት ከምዝሞቱ ዘ ጋርድያን ጸብጺቡ።

ኣብ ትግራይ ኣብ ዝርከባ 14 ሆስፒታል ካብ ወርሒ ሰነ ክሳብ ጥቅምቲ ኣስታት 200 ትሕቲ ሓሙሽተ ዓመት…

ኣብ ትግራይ፡ ቁጽሪ ብከቢድ ሕፅረት ምግቢ ዝተጠቕዑ ህፃናት ብ600 ሚእታዊ ከምዝወሰኹ ተገሊፁ።

ስርዓት ኣብዪ ኣሕመድን መሻርኽቱን ሃፍቲ ትግራይ ብምብራሶምን ድሒሩ እውን ኩለመዳይ ዕፅዋ ስዒቡ መጠን ብከቢድ ሕፅረት ምግቢ…

ኣብ ኢትዮጵያ ዝቕመጡ ተወለድቲ ብሄረ ትግራይ ብጅምላ ይእሰሩ ከምዘለው ቤት ጽሕፈት ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ገሊፁ።

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኢሉ እውን መላእ ኢትዮጵያ ዝነብሩ ተጋሩ ብጅምላ ምእሳር ከምዝቐፀለ ትማሊ ቤት ፅሕፈት ሰብኣዊ…

Mass Detentions of Civilians Fan ‘Climate of Fear’ in Ethiopia

Tigrayans have been targeted by the police based on a mix of hints: their surnames, details…

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኲሓ ብሰንኪ ዕፅዋን ስእነት መድሓኒትን መዓልቶም ዝሓለፎም መደሓኒታት ይጥቀም ከምዘሎ ኣፍሊጡ።

ህዝቢ ትግራይ ብሓደ ወገን ብቁምቡላታትን ብጥምየትን ብኻልእ ወገን ድማ ሕማሙ ዝፍዉሰሉ መድሓኒት ተኸልኪሉ ኣብ ከቢድ ሽግር…

ምሁራትን ፖለቲከኛታትን ኦሮምያ “ኦሮምያ ድሕሪ ውድቀት ብኣብይ ዝምራሕ ስርዓት ኢትዮጵያ እንታይ ክትመስል ኣለዋ” ኣብ ዝብል ርእሰ ዛዕባ ዘተ የካይዱ ኣለዉ።

ብርክት ዝበሉ ምሁራንን ፖለቲከኛታትን ኦሮሞ ካብ ትማሊ ኣትሒዙ ንዝቕፅሉ ሓሙሽተ መዓልታት ዝፀንሕ ኮንፈረንስ ኣብ ምክያድ ይርከቡ።…

ብትእዛዝ መንግስቲ ኢትዮጲያ ዝግበር ዘሎ መንነታዊ መጥቃዕቲ ፋሽሽታዉያን ኣብ ኣጋ ስዕረቶም ዝገብርዎ ተግባር ምዃኑ ተገሊፁ።

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጋሩ መሰረት ዝገበረ ዕድመ፣ ፆታን ሃይማኖትን ከይፈለየ ብትእዛዝ መንግስቲ ኢትዮጲያ ዝግበር ዘሎ ግፋን…

ሕቡራት ሃገራት ንሰብኣዊ ቅልውላው ኢትዮጵያ ዝውዕል 40 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ከምዝመደበ ተገሊፁ።

ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ብፍላይ ድማ ትግራይ ኣብ ኣፍ ሞት ንዘለው ወገናት ንምድሓንን ድሕነት ሰላማውያን ሰባት ንምውሓስን…

መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ፡ ሰዓት እቶ እቶ ኣዊጁ።

ኣብዚ ሐዚ እዋን ሓይልታት ምክልኻል ትግራይን ሰራዊት ናፅነት ኦሮሞን ሰፋሕቲ ከባብታት ክልላት ኣምሓራ፣ ዓፋርን ኦሮምያን ብምቁፅፃር…

መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ብዝፈፀሞ ዕፅዋን ክባን ንማሕበረ-ቁጠባዊ ቅልውላው ምቅልዖም ነበርቲ ከተማ መቐለ ሓቢሮም።

መንግስቲ ኢትዮጵያ ሰራዊቱ ብሰራዊት ትግራይ ተወቒዑ ‘ደጀን ናብ ዝኾነ ቦታ ወፂአ’ ምባሉ ስዒቡ ትግራይ ሙሉእ ብሙሉእ…

ኣዲስ ኣበባ ኣብ ስግኣት ከምዝወደቐት ዘ ኢኮኖሚስት ፀብፂቡ።

እቲ ቅድሚ ዓመት ኣብ ኢትዮጵያ ዝጀመረ ኲናት ሕድሕድ ብዙሓት ናብዚ ደረጃ ክበፅሕ እዩ ኢሎም ሓሲቦም ከምዘይፈልጡን…

መራሒ ሱልጣኔት ቢዱ ዓፋር፡ ሱልጣን ሻሚ መሓመድ ህዝቢ ዓፋር ኣንፃር መንግስቲ ኢትዮጵያ ክቃለስ ይግባእ ኢሉ።

መራሒ እቲ ኣብ መሬት ኤርትራን ኢትዮጵን ብስፍሓት ተዘርጊሑ ዝርከብ ዓሌት ዓፋር ሱልጣኔት ቢዱ ዓፋር፡ ሱልጣን ሻሚ…

ኣንፃር ስርዓት ኤርትራ ዘቕነዐ መድረኽ ብምንቅስቃስ ንብሩህ መፃኢ ኤረትራውያን ኣብ ሃገረ ሆላንድ ተሳሊጡ።

ዓበይቲን ስሙያትን ስነ ጥበበኛታት ኤርትራዉያን ዝርከብዎ ብምንቅስቃስ ንብሩህ መፃኢ ኤረትራውያን ኣንፃር ስርዓት ኤርትራ “ህግደፍ” ዘቕነዐ መድረኽ…