ሕቡራት ሃገራት ንሰብኣዊ ቅልውላው ኢትዮጵያ ዝውዕል 40 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ከምዝመደበ ተገሊፁ።

ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ብፍላይ ድማ ትግራይ ኣብ ኣፍ ሞት ንዘለው ወገናት ንምድሓንን ድሕነት ሰላማውያን ሰባት ንምውሓስን…

መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ፡ ሰዓት እቶ እቶ ኣዊጁ።

ኣብዚ ሐዚ እዋን ሓይልታት ምክልኻል ትግራይን ሰራዊት ናፅነት ኦሮሞን ሰፋሕቲ ከባብታት ክልላት ኣምሓራ፣ ዓፋርን ኦሮምያን ብምቁፅፃር…

መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ብዝፈፀሞ ዕፅዋን ክባን ንማሕበረ-ቁጠባዊ ቅልውላው ምቅልዖም ነበርቲ ከተማ መቐለ ሓቢሮም።

መንግስቲ ኢትዮጵያ ሰራዊቱ ብሰራዊት ትግራይ ተወቒዑ ‘ደጀን ናብ ዝኾነ ቦታ ወፂአ’ ምባሉ ስዒቡ ትግራይ ሙሉእ ብሙሉእ…

ኣዲስ ኣበባ ኣብ ስግኣት ከምዝወደቐት ዘ ኢኮኖሚስት ፀብፂቡ።

እቲ ቅድሚ ዓመት ኣብ ኢትዮጵያ ዝጀመረ ኲናት ሕድሕድ ብዙሓት ናብዚ ደረጃ ክበፅሕ እዩ ኢሎም ሓሲቦም ከምዘይፈልጡን…

መራሒ ሱልጣኔት ቢዱ ዓፋር፡ ሱልጣን ሻሚ መሓመድ ህዝቢ ዓፋር ኣንፃር መንግስቲ ኢትዮጵያ ክቃለስ ይግባእ ኢሉ።

መራሒ እቲ ኣብ መሬት ኤርትራን ኢትዮጵን ብስፍሓት ተዘርጊሑ ዝርከብ ዓሌት ዓፋር ሱልጣኔት ቢዱ ዓፋር፡ ሱልጣን ሻሚ…

ኣንፃር ስርዓት ኤርትራ ዘቕነዐ መድረኽ ብምንቅስቃስ ንብሩህ መፃኢ ኤረትራውያን ኣብ ሃገረ ሆላንድ ተሳሊጡ።

ዓበይቲን ስሙያትን ስነ ጥበበኛታት ኤርትራዉያን ዝርከብዎ ብምንቅስቃስ ንብሩህ መፃኢ ኤረትራውያን ኣንፃር ስርዓት ኤርትራ “ህግደፍ” ዘቕነዐ መድረኽ…

ኣብ ኣሜሪካ ካሊፎርንያ መተኣኸቢ እቶት ልምዓት ትግራይ ተሳሊጡ።

ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ ነታ ባህግታታ እናስፈሐት ኣብ መንገዲ ልምዓት ዝነበረት ትግራይ ዘብፅሕዎ ዕንወት ዳግም ንምህናፅ ኣብ…

እስራኤል ንስደተኛታት ተጋሩ ጊዚያዊ መንበሪ ቪዛ ድሕሪ ክህብ እየ ምባላ ርክብ መንግስቲ እስራኤልን መንግስቲ ኢትዮጲያን ከምዝሓርፈፈ ተገሊፁ።

ኣብ ኢትዮጲያ – ትግራይ ብዘሎ ኩናት ሳዕቤኑ ካብ ጊዜ ናብ ጊዜ እናተጋደደ ብምምፅኡ መንግስቲ እሰራኤል ካብ…

ህወሓት ንሓይልታት ምክልኻል ትግራይ ወኪሉ ፖለቲካውን ወተሃደራውን ስምምዕ ናይ ምግባር ስልጣን ኣለዎ’ድዩ?

ኣብ ዝሓለፉ ሰሙን ትሸዓተ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ምቅላስ ዝርከባ ውድባት ናብ ሓደ ብምምጻእ ቃልሰን ንምውዳድ ኣብ…

ኢትዮጵያ ነገ…

አሌክስ ዋል (ፕሮፌሰር) አሁን ባለው የተወሳሰበና ግራ አጋቢ በሆነው የኢትዮጵያ የፖለቲካ ሁኔታ ውስጥ ሆነንም ቢሆን የተወሰኑ…

ሕቡራት ሃገራት ብስእነት ምግብን መድሓኒትን ዝሳቐ ዘሎ ህዝቢ ትግራይ ብቀጥታዊ በረራ ኣየር ህይወት ከድሕን ቤት ፅሕፈት ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ትግራይ ፀዊዑ።

መንግስቲ ኢትዮጵያን መሻርኽቱን ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዘንበርዎ ኩለመዳይ ዕፅዋ ህዝቢ ትግራይ “ብስእነት መግብን መድሓኒትን ክርፍረፍ ይግበአኒ…

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ንምሕያል መፃሕፍቲ ኣበርኪታ።

ኣብ መሰረተ-ልምዓት ትምህርቲ ዝበፀሐ ዕንወትን ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ዝተነበረ ዕፅዋ ስዒቡ ዝተፈጠረ ምድቃቕ ኢኮነሚን ማሕበር ልምዓት ትግራይ…

ህዝቢ ትግራይን ፈተውትን ኣብ ህንጸት መሰረተ ልምዓት ትምህርቲ ትግራይ ክሳተፉ ጻዊዒት ቀሪቡ።

ግብረ ሓይሊ ትምህርቲ ትግራይ ኣብ ትሕቲኡ ኮሚቴታት ምትእልላሽ ሃፍቲ፣ ፅሬትን ስታንዳርድን ከምኡ እውን ምልዕዓልን ምውዳብን ተጣይሾም…

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣመሪካ፡ ናብ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ናብ ሰለስተ ሃገራት ኣፍሪቃ ከምዝገይሽ ተገሊፁ።

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶንዮ ብሊንከን ቀጻሊ ሰሙን ናብ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ናብ ሰለስተ ሃገራት ኣፍሪቃ ከምዝገይሽ…

እቲ “ምስ ራዕዳዊ ጉጅለ እንተተዛትየ ክሳደይ ንኻራ” ክብል ዝፀንሐ ስርዓት ኢትዮጵያ፡ ምስ መንግስቲ ትግራይ ንምዝታይ ሰለስተ ቅድመ ኩነት ኣቐሚጡ።

መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ብመንገዲ እቶም ጀነራላቱ ኣቢሉ “ሓደ ጋንታ የብሎምን፣ ኣብ ሸሞንተ ማእከል መሰልጠኒ ዝነበረ ሓይሎም ደምሲስናዮ፣…

Ethiopia Sets Out Terms of Possible Talks with Tigray Forces

Ethiopia on Thursday outlined conditions for possible talks with forces from the country’s war-hit Tigray region,…

ክፍሊ ፀረ-ነፋሪት ሓይልታት ምክልኻል ትግራይ ሎሚ ንጎሆ ኣብ ግንባር ሚሌ ሓንቲ MI-35 ዝዓይነታ ሄሊኮፕተር ኣውዲቖም።

ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ዝምድናታት ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣብ ትዊተር ገፁ ከምዝሓበሮ ክፍሊ ፀረ-ነፋሪት ሓይልታት ምክልኻል…

ኣምንስቲ ኢንተርናሽናል ምስ ሰበስልጣናት ክልል ኣምሓራን ፌደራልን ዘካየዶ ናይ ራሕቒ ቃለ መሕትት መሰረት ገይሩ ዘውጽኦ ፀብፃብ ቅቡል ከምዘይኮነ መንግስቲ ትግራይ ገሊፁ።

መንግስቲ ትግራይ ኣምነስቲ ቅድም ክብል ኣብ ትግራይ ከምኡ ውን ካልኦት ከባብታት ኢትዮጵያ ዘጋጠሙ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት…

መንግስቲ ኢትዮጵያ: ሰብ ዋና ገዛ ዝርዝር መንነት ተኻረይቶም ንፖሊስ ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ከፍልጡ ኣዚዙ።

ፈፃሚ ኮማንድ ህፁፅ ኣዋጅ ኢትዮጵያ ኣዋጅ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ፈፂመዮም’የ ዝበሎም ተግባራት ብምዝርዛር ሓደሽቲ ትእዛዛት…

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣመሪካ፡ ቅልውላው ኲናት ኢትዮጵያ ንምህዳእ ዝካየድ ዘሎ ዲፕሎማሲያዊ ፃዕሪ ነቲ ኲናት ደው ንምባል ዝሕግዝ ከምዝኾነ ገሊፁ።

ብነበር ፕረዚዳንት ናይጀሪያ ኦሉሴጎ ኦባሳንጆ ከምኡ እውን ብኣምባሳደር ጄፍሪ ፌልትማን ብዝገብርዎ ዘለው ፃዕሪ ኩሎም ወገናት እቲ…