ወፍሪ ምትእኽኻብ እቶት ኣኽሱማይት ራድዮ

ኣኽሱማይት ራድዮ፣ Frequency 21555 kHz፣ ምሸት ካብ 2:00 ጀሚሩ ኣብ መላእ ትግራይን ዓለምን ብንፁር ድምፂ ክስማዕ እዩ። ግን ክዓ ብዝኣመትናዮ ብርኪ ሂወታዊ ንምግባር ሓገዝኩም የድሊ እዩ እሞ፣ ነዚ ጠነግ ምትሕግጋዝ ብምኽፋት እጃምኩም ክተበርክቱ ንሓትት።

ናብ ቁፅሪ ሒሳብ ባንኪ ኣኽሱማይት ሚዲያ ብቐጥታ ክትልእኹ ትደልዩ ድማ በዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ይጠቐሙ።


Company Name: Axumite Media Limited.
Bank Name: Diamond Trust Bank
Account: 0715627002
Swift Code : DTKEKENA
Nairobi, Kenya