ዘይተቛረፀ ገበን ጆኖሳይድ ይፍፀም ከምዘሎን፣ፌደራል መንግስቲ ሓላፍነቱ ከም ዘይተዋፅአን ቢሮ ጉዳያት ኮሙኒኬሽን ትግራይ ገሊፁ።

እቲ ቢሮ ትማሊ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ ዝሓሸ ኣንፈት ጉዕዞ ዘተ ሰላም ኣብ ዝጀመርናሉን ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ…

ፃውዒት ዓለምለኻዊ ዋዕላ ምሕዝነት ፍትሕን ሰላምን- ጀርመን

ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን የሕዋት ህዝቢ ክነሶም ብፖለቲካዊ ሽርሒታት ውሽጣውያንን ባዕዳውያን መጋበርያ ፖለቲካዊ ሽርሕታት ኮይኖም ኣብ ክልተ…

GSTS Expresses Its Concern, Urges Opposition Parties to Participate, Recommends Engagement.

The Global Society of Tigrayan Scholars and Professionals (GSTS) expressed its position on the ongoing process…

ፌደራል መንግስቲ ፣ ህዝቢ ኢትዮጵያን ማሕበረሰብ ዓለምን ነቲ ዝጣየሽ ግዚያዊ ምምሕዳር ሙሉእ ድጋፍን ሓገዝን ክህቡ ፃውዒት ቀሪቡ።

እቲ ትማልን ሎምን ክሳለጥ ዝውዓለ ኮንፈረንስ ምጥያሽ ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ 401 ሰባት እቶም 50 ብዘይ ድምፂ…

ውድባት ትግራይ ማዕረ ክውከሉ፣ ሰለስተ ኣካላት ክሳተፉ ሳወት ፀዊዑ።

ውድብ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ (ሳወት) ንሓለፉ ሽዱሽተ መዓልታት ብደረጃ ብሄራዊ መሪሕነት ኣብ ዘሳለጦ ኣኼባ ካብቶም ዝዘተየሎምን…

ማሕበር ተጋሩ ኣውሮፓ ንኹለን ውዳበታት፣ ማሕበራት ሞያን ሲቪክን ዝሓቖፈ ግዚያዊ መንግስቲ ክጣየሽ ፀዊዑ።

ማሕበር ተጋሩ ኣውሮፓ (ማተኣ) ኣብ ህልዊ ኹነታት ትግራይ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ “ንኹለን ፖለቲካዊ ውዳበታት፣ ናይ…

GSTS Releases its Proposals for Consideration in the Formation of the Interim Administration of Tigray

GSTS calls the committee established to nominate and establish the Interim Government (nomination committee) to be…

GSTS calls for inclusive interim administration, claims the transition could transform Tigray to peace & democracy.

“GSTS calls for an interim administration that is inclusive, empowered and capacitated to usher in a…

Normalization process before Ethiopia has practically demonstrated its commitment to the CoHA is premature

It is to be recalled that UTE has issued a press statement last month regarding the…

GSTS Expresses Alarm and Outrage at the Ethiopian Government’s Call for the Termination of the Mandate of the ICHREE

Allegations of Massive Human Rights Violations in Tigray Submitted in Landmark Case against Ethiopia

Geneva, Arusha, and New York—Tuesday, 13 December 2022 On Tuesday, allegations of massive human rights violations…

The barbaric and brutal Eritrean army continues committing horrific atrocities in Tigray.

The brutal army of dictator Isaias Afeworki continues committing horrific atrocities in Tigray, stated the Government…

እቲ “ዝተፈረመ ናይ ሰላም ስምምዕነት ህዝብና ሒዝዎም ዝተልዓሉ ኣውራ ዕላማታት ኣብ ግምት ዘየእተወ ጥራይ እንተይኮነስ ብኣንፃሩ ኮይኑ ተረኺቡ ኣሎ” -መግለፂ ሳወት

“ስምምዕ ሰላም” ብዝምልከት ብውድብ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ ዝተውሃበ መግለፂ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ ህዝቢ ትግራይ ኣብዚ ክልተ…

”ውዕሊ ፕሪቶሪያ፡ ስምምዕ ሰላም ዶስ ፍርዲ ባዕዳዊ መግዛእቲ?” -መግለፂ ባይቶና

ዝኸበርካ ህዝቢ ትግራይ ታሪኻውያን ፀላእትና ንዓመታት ዝተጸበይዎ ሕልሞምን ባህጎምን ንምስኻዕ ሙሉእ ዓቕሞም ኣኪቦም፤ ግዳማውያንን ውሽጣውን መላፍንቲ…

”ብድምፂ ህዝቢ ትግራይ ዝተመረፀ መንግስቲ ትግራይ ክቕየር፥ ክፈርስ ዝኽእል ብህዝቢ ትግራይ እምበር ብስምምዕነት ተፃብኦ ደው ምባል ስለዘይኮነ እዚ’ውን ክወፅእ ዘለዎ እዩ” መግለፂ ቅዋም ‘መንግስቲ ትግራይ’

(ሙሉእ ትሕዝቶ እቲ መገለፂ ከምዚ ዝስዕብ ይንበብ) ትሕዝቶን ኣተገባብራን ሰነድ ስምምዕነት ዘተ ብዝምልከት፣ መግለፂ ቅዋም መንግስቲ…

”Ethiopia – Tigray Peace Talks need to urgently enact the immediate, verified, & permanent withdrawal of invading Eritrean forces”-GSTS

Declaration of the senior commanders on the modalities for the agreement’s implementation for lasting peace. (Full text)

ዝተፈረመ ስምምዕ ሰላም ”ገበን ጆኖሳይድ ደው ኢሉ ፍትሒ ክረጋገፅን ተሓታትነት ክህሉን ዝገብር ብምዃኑ” ንድግፎ ክብል መግለፂ ህወሓት ኣፍሊጡ። ”ብሽም ህወሓት ዝተላእኸ” ከምዘየለን ”ተዋጋእቲ ህወሓት” ዝብል ስሕተት ምዃኑ፣ መአረምታ ድማ ክግበረሉ ‘ውን እቲ ውድብ ፀዊዑ።

”መሪር መስዋእቲ ዝተኸፈሎ ዕላማ ህዝባዊ ቃልስና ብሻላማላ ኣይኽበስን!” እዋናዊ መርገፂ ውናት

ዝኸበርካ ጅግና ተቓላሳይ ህዝብና፦ ታሪኻውያን ፀላእትና ደይመደይ ኢሎም፤ ቅድመ ምድላው ገይሮም፤ ከም ብሄር ከፅንቱና ዝወልዕዎ ኲናት…

GSTS strongly opposes several provisions of the CoHA and welcomes Peace Talks in its recent position statement (read full text).