ትግበራ ውዕሊ ፕሪቶርያ – ለበዋ ንልኡኽ ትግራይ

ብ ሙሉ በየነ ሕልኽላኽ ዝበዝሖ ትግበራ ውዕሊ ፕሪቶርያ ከም ዘለዎ ነዊሕ ክፀንሕ ከም ዘይኽእል ይእመን፣ መሊኡ…

ጥንቃቐ ዝጎደሎም ሓደገኛ ነጥብታት መግለፂ ጀነራል ታደሰ ወረደ

ብ ሙሉ በየነ ጀነራል ታደሰ ወረደ ብ ዓርቢ፣ ለካቲት 22፣ 2016 ዓ.ም ንኽልተ ማዕኸናት ዜና ኣብ…

ትዉልዲ ክኾርዓሉ ዝግባእ ታሪኽ እዩ፡11 ለካቲት!

ብ ገብረሂወት ተስፋ (ጋዜጠኛ) እወ! ብሄራዊ ብዓልና እዩ!ትማሊ ምጅማር ቃልሲ ስዕረት ታሪኻዉያን ፀላእትና ኢልና ብዘይ ኣፈላላይ…

ኣብ ኣፍ ሞት ኰይንኻ ዶ ሰረት ሞትኻ ይኽበር?

ብ መልኣኩ ሃይሉ መነፅር ወድዓዊ ህላወ ሕብረተ-ሰብ ብሰለስተ ባእታታት ምግላጽ ይከኣል። እቲ ቀዳሚ ባእታ ባዕሉ እቲ…

ደደቢት ወሪድና እንታይ ኣምፂእና?

  ብ ኣስራት ኣብርሃም ቅድሚ `ዝኽሪ ለካቲት 11 ይከበርዶ፣ ኣይከበር` ምባልና ሓደ መሰረታዊ ሕቶ ኣልዒልና መልሲ…

ታሪኽ ለካቲት 11 ካብቲ ንቲ ውፅኢት ብሄራዊ ተጋድሎ ጨውዩ ዘመራስሐ ማሌሊታዊ ሓይሊ ነፂልካ ምርኣይ የድሊ

ብ ኪሮስ ሃይለስላሰ 11 ለካቲት ኣብ ታሪኽ ትግራይ ድሙቕ ቦታ ዘለዋ ዕለት እያ። ፋይዳ እዛ ብሄራዊ…

ቃልሲ ብዘላቒ ውፅኢቱ `በር ኣካል ታሪኽና ስለ ዝኾነ ጥራሕ ኣይኽበርን

ብ ብሩኽ ረዳ ምጅማር ዕጥቃዊ ቃልሲ 11 ለካቲት ዝኽበረሉ ምኽንያት የለን። ቃልሲ ብዘላቒ ውፅኢቱ እምበር ታሪኻዊ ኣካል ሓደ ሕብረተሰብ ስለ ዝኾነ ጥራሕ እንዳተኸበረ ዝነብር እዩ ማለት ኣይኮነን። ብስሩ ግን ለካቲት 11 ሕማቕ ሳዕቤን ዘኸተለ እዩ። ኣገዳስነት ታሪኽ…

ሸቐጥ፣ በለፀን ውድባዊ ፕሮፖጋንዳን ጠጠው ይበል፣ ታሪኽ 11 ለካቲት ግን ክኽበር ዝግብኦ ብሄራዊ በዓልና እዩ!

ብ ፈታዊ ለውጢ ቅድሚ 11 ለካቲት 1967 ዓ.ም ዝተፈላለዩ ቃልስታትን ምንቅስቓሳትን ዋላ እኳ እንተነበሩ እቲ ክሳብ…

ለካቲት 11 ከም ሓደ ህዝባዊ ብዓል ኮይኑ ክቕፅል ዘለዎ፣ መሸቀጢ ሓደ ውድብ ምዃኑ ግን ጠጠው ክብል ኣለዎ!

ብ ዳዊት ካሕሳይ ብሄራውን ደርባውን ዕላማ ተሓንጊጡ ብ1967 ዓ.ም ዝተወለዐ ቃልሲ ካልኣይ ወያነ ትግራይ፣ ዓፋናይ ውልቀ…

ተኲሱ ንዝሳሓተካ ዶ ይምለኽ፣ ለካቲት 11 ብብርኪ ብሄራዊ ብዓል ዝኽበረሉ ምኽንያት የለን!

ብ ተኽሊት ገብረመስቀል ለካቲት 11 ብብርኪ ብሄራዊ ብዓል ዝኽበረሉ ዋላ ሓደ ምኽንያት የለን ዝብል ሞጎት ሒዘ…

‘የካቲት 11 – ድንቅ ታሪካዊት ዕለት!’

በ ፀጋዝአብ ለምለም ተስፋይ የትግራይ ሕዝብ እንደማንኛውም የዓለም ሕዝብ የራሱ ኹለንተናዊ (ማህበራዊ፣ ባህላዊ፣ ኢኮኖሚያዊ፣ ፖለቲካዊ፣ ሃይማኖታዊ፣…

ታሪኽ ወያነታት ትግራይ ኣካል ሓበራዊ ውርሻ ህዝቢ ትግራይ እዩ!

ብ ሳሙኤል ኪዳነ ሓደ ህዝቢ ከም ቀወምቲ ምስክር መንነቱ ክውንኖም ካብ ዝግብእዎ ክብርታቱ ኣብ እዋን ፈተና…

ኣቶ ልደቱ ኣያሌው ለምን በኣማራ እና በትግራይ ህዝቦች የፀብ ትርክት መፈብረክ አስፈለገው?

ወደ ህወሓት መንደር ዳግም ብቅ ያለበት ምክንያትስ ምን ይሆን? በ ተስፋኪሮስ ኣረፈ እንደ መንደርደሪያ፡ ኣቶ ልደቱ…

ኣንፈት ስብሓትን ሓደጋታቱን …

ብ ተኽሊት ገብረመስቀል መእተዊ ዘረባ ስብሓት ብዙሕ ሰብ ኣቅሊሉ ይርእዮ ከም ዘሎ ተሰሚዑኒ፡፡ ናይ ሓደ ሓደ…

ሽኹልን “ጃጃውን” ትንታነ ስብሓት ነጋ

ብ ደስታ ገብረመድህን ሽኹል ሰብ እንብሎ፤ ንምዕባለታት፣ ለውጥታትን ብውነ ተረዲኡ ኣብ ክንዲ ምስ ወድዓውነት ዝተዓረቕ፤ ኣብ…

ኣፈላላይን ንሕንሕ ስልጣንን ጉጅለታት ህወሓት መዓስን ከመይን ጀሚሩ?

ብ ፀጋይ ገብረመድህን (እዚ ፅሑፍ ካብ ፌስ ቡክ ገፅ ፀጋይ ገብረመድህን ከም ዘለዎ ዝተወሰደ እዩ።) መራሕቲ…

ጉዳይ ቀይሕ ባሕሪ፡ ከመይ ንግበር?

ብ ተኽሊት ገብረመስቀል መበገሲ መራሒ ስርዓት ኢትዮጵያ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ፓርላማ ኢትዮጵያ ቀሪቡ “ወደብ…

ትግራይ ዳስ ተኺላ፣ ዳስ ሓዘን!

ብ ክንፈ ሓዱሽ ሓይልታት ኢትዮጵያ፣ ኣምሓራን ኤርትራን፣ መላእ ትግራይ ብዝበሃል ብርኪ ኣብ ዝሓዝሉ እዋን እዩ። ካብ…

The Brutal War that Invaded Safe Homes in the Diaspora

By Nicole van der Vorst I would like to shed light on a subject that, in…

ክፍል ሁለት፡ በኢትዮ-ፎረም ለቀረበ ኣሳሳች ትንታኔ የተሰጠ መልስ፣ ትግራይ ለኢትዮጵያ የወንጌል ብርሃን እንደ ሰም ቀልጣ የእምነት ክርዋን ያስቀጠለች የኣቡነ ሰላማ ካሳቴ ብርሃን ቤት!

በ ሳሚኤል ኪዳነክፍል ሁለት ኢትዮ ፎረም የተባለ የዩትዩብ ሚዲያ “የትግራይ አባቶች ሕዝቡ ለሻቢያና የዐቢይ ጦር እንዳይገዛ…