መንግስቲ ኢትዮጵያ ንመገዲ ኣየር ኢትዮጲያ ነቲ ኣብ ትግራይ ዝተወልዐ ኵናት መጓዓዝያ ኣጽዋር ኵናት ገይሩ ከምዝተጠቐመሉ ማዕኸን ዜና ሲ ኤን ኤን ኣቃሊዑ።

ሰነዳት፣ስእልታትን መሰኻኽር ዓይኒን ፍልፍል ብምጥቃም ነዚ ዘቃለዐ ሲ ኤን ኤን: መንግስቲ ኢትዮጵያ መሳርሒ ኲናት ካብን ናብን…