“ሰብ ክነድሕን ኢልና ሰኣን እኹል ቀረብ መድሓኒት ተሓከምትና ይሞቱ ስለዘለዉ ንገዛእ ርእስና ሓኪም የድልየና’ሎ” ሰብ ሞይ ጥዕና ትግራይ።

ብሰንኪ ሕፅረት ምግብን መድሓኒትን ስርዓት ጥዕና ትግራይ ኣብ ሓደጋ ምእታው ኣብ ከተማ መቐለ ዝተፈላለዩ ትካላት ጥዕና…