ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያን ቤት ፅሕፈት ሰብኣዊ መሰላት ሑቡራት ሃገራትን ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ዘዳለወ በዓል 156 ገፅ ፀብፃብ ኣቕሪቦም።

ኣብ ትግራይ ንዝተፈጸመ ግህሰት ሰብኣዊ መሰልን ጥሕሰት ዓለም ለኻዊ ሕግታትን ኣመልኪቱ ምጽራይ ክገብር ዝጸነሐ ሓባራዊ ምጽራይ…