ህዝቢ ትግራይ ገጢምዎ ዘሎ ጸገም ብዘይካ ወታደራዊ ዓወት ካልእ መፍትሒ ከምዘይብሉ ፕረዚደንት ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ገሊፁ።

ፕረዚደንት መንግስቲ ትግራይ ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ሎሚ ዕላዊ ኣብ ዝገበሮ መልእኽቲ ‘’ሕዚ ኣብ ቅድሜና ዘሎ እንኮ…