ስለምንታይ’ዩ ጉዳይ ቀይሕ ባሕሪ ካብ ሊቃዉንቲ ፖለቲካ ትግራይ ወጻእ እንትኸውን ትግራይ ኣብ ከቢድ መዋጥር እትኣቱ?

ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዝተኣወጀ ኲናት ዝተፈላለዩ ፖለቲካዊ ሓይልታትን ሃገራትን ዝተሳተፋሉ ካብ እግረኛ ክሳብ ድሮን ዘዋጻኣሉ ኣብ…