ሓይልታት ምክልኻል ትግራይ “ብፎኲስ ብረት፡ ግን ከኣ ሓያል ቅልጣፈ፡ ብውሑድ መግቢ ግን ከኣ ሓያል ወነን ቈራጽነትን ይምክቱ ከምዘለው ኣሰናዳኢ ቢቢሲ ትግርኛ ነበር ሳሙኤል ገብረሂወት ገሊፁ።

ሺሾ ሰራዊታት ኢትዮጵያ፣ ኤርትራ፣ ሶማሊያ፣ ኣምሓራን ካልኦት ክልላት ኢትዮጵያን ናብ ሓመድ ብምቕያር “ሕሩጭ ኮይኑ ኣብ ኣየር…