ሕቡራት ሃገራት ብስእነት ምግብን መድሓኒትን ዝሳቐ ዘሎ ህዝቢ ትግራይ ብቀጥታዊ በረራ ኣየር ህይወት ከድሕን ቤት ፅሕፈት ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ትግራይ ፀዊዑ።

መንግስቲ ኢትዮጵያን መሻርኽቱን ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዘንበርዎ ኩለመዳይ ዕፅዋ ህዝቢ ትግራይ “ብስእነት መግብን መድሓኒትን ክርፍረፍ ይግበአኒ…