መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዘንበሮ ዕጽዋን ዝገብሮ ዘሎ ጨፍጫፍን ደው ክሳብ ዘየበለ ሰራዊት ትግራይ መጥቃዕትታቱ ከምዝቅጽል ወሃቢ ቃል መንግስቲ ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ትማሊ ምስ ሲ ኤን ኤን ኣብ ዝነበሮ ጻኒሒት ገሊፁ።

ሰራዊት ትግራይ ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ሰሜን ሽዋ ከምዘለዉ ወሃቢ ቃል ህወሓት ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ…