መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ እቶም ካብ ኢትዮጵያ ዝተሰጎጉ 7 ስራሕተኛታት ሕቡራት ሃገራት ዝፈጸምዎ ጌጋ ብፅሑፍ ዝተሰነየ መረዳእታ ክቐርበሉ ሕቡራት ሃገራት ሓቲቱ

ባይቶ ፀጥታ ሕቡራት ሃገራት ንጉዳይ ቅልውላው ኢትዮጵያ ኣመልኪቱ ንመበል 10ይ ጊዜ ትማሊ ኣኼብኡ ኣሳሊጡ። ኣብቲ ባይቶ…