መንግስቲ ኢትዮጵያ ዓለም ዝከተታሎ መሰል ዓርሰ ውሳነ ህዝቢ ትግራይ ክቕበል ሰለስተ ብሄራዉያን ውድባት ትግራይ ፀዊዐን።

ውድብ ናፅነት ትግራይ፣ ውድብ ባይቶ ዓባይ ትግራይን ውድብ ሳልሳይ ወያነ ትግራይን ሎሚ ኣብ ዘውፅእዎ ሓበራዊ መግለፂ…