ዕላማ መኸምበቲ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ፡ መሰል ዓርሰ ውሳነ ህዝቢ ትግራይ ብሪፈረንደም ምርግጋፅ ከምዝኾነ ማእከላይ ኮሚቴ ህወሓት ገሊፁ።

ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝተፈፀሙ ኩሎም ገበናት ብዘይሻራዊ ኣካል ክፃረዩን ህልዉ ኩነታት ትግራይ ማእኸል ዝገበረ ተግባራዊ…