ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያን ኤርትራ ክትግበር ዝኽእል H.R. 6600 ዝተሰመየ እገዳ ክትገብር ከምእትኽእል ተገሊፁ።

እዚ ብኣባል ኮንግረስ ቶም ማሊኖወስኪ (ኒው ጀርሲ) ናብ ባይቶ ተወከልቲ ህዝቢ ኣሜሪካ ዝቐረበ እማመ ተፈጻሚ እንተኾይኑ…

ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና መካይን ናብ ትግራይ ከይኣትዋ ስርዓት ኢትዮጵያ ዕንቅፋት ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ትካል ሕቡራት መንግስታት ብርክት ዝበላ ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና መካይን ብናይ መንግስቲ ኣብዪ ስምምዕነት ናብ ትግራይ ክንቀሳቐሳ…

ሽርሒ ፀላእቲ ብሓድነት ተጋሩ ከምዝብርዕን ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ ገሊፁ።

ብምኽንያት ምጅማር ዕጥቃዊ ቃልሲ ካልኣይ ወያነ ኣመልኪቱ ብመተሓባራይነት ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ ዝተዳለወ ፅምብል 11 ለካቲት…

መሰል ዓርሰ ዉሳነ ( ሪፈረንደም ) ህዝቢ ትግራይ ናብ ድርድር ዝኣቱ ኣይኮነን ክብል ፕሬዝደንት መንግስቲ ትግራይ ዶ/ር ደብረፅዮን ገሊፁ።

ዶ/ር ደብረፅዮን ኣብ መበል 47 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ በዓል 11 ለካቲት ምኽንያት ብምግባር…

ዋና ዳይሬክተር ዉድብ ጥዕና ዓለም ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም ተሸላሚ ፍሉይ ሰብኣዉነት ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ፍሉይ ሽልማት ሰብኣዉነት ወይ Special Ubuntu Award ብብርኪ ኣፍሪካ ኮነ ዓለም ብሉፅ ስራሕቲ ንዝዓመሙ ሰባት ብዘርኣይዎ…

ፍሉይ ልኡኽ መንግስቲ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣምባሳደር ዴቪድ ሳተርፊልድ ናብ ኣዲስ ኣበባ ከም ዝኣተወ ተገሊጹ።

እቲ ኣምባሳደር ትማሊ 13 ለካቲት 2022 ናብ ኣዲስ ኣበባ ከም ዝኣተወ ቤት ጽሕፈት ሚኒስትሪ ጉዳያት ኣሜሪካ…

ኣብ ክልል ዓፋር ብዘሎ ህዉከት ናብ ትግራይ ዝኣቱ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምእታው ከምዝተፀገመ ሕብረት ኣውሮፓ ኣፍሊጡ።

ሕብረት ኣዉሮፓ ኣብ ዘዉፅኦ መፅናዕቲ ኣብ ሰሜናዊ ኢትዮጲያ – ዓፋር በቢጊዚኡ ዝጋደድ ዘሎ ቅልዉላዉ ድሌት ሰብኣዊ…

መራሕቲ ሃይማኖት ቤት ክርስትያን ኦርቶዶክስ ትግራይ ካብ ዝቕፅል 7 ለካቲት ክሳብ 13 ለካቲት ክፆሙ ሓበራዊ ጉባኤ ኣህጉረ ስብከት ትግራይ ኣፍሊጡ።

እቲ ኣብ ትግራይ ንልዕሊ 400 መዓልታት ቀፂሉ ዘሎ ዕፅዋን ክባን ብሕፅረት ኣፋውስን ምግብን ዝሞት ዘሎ ህዝቢ…

ሰራዊት ኤርትራ፣ ሓይልታት ኣምሓራን መላፍንቶምን ብዘይቅድመ ኩነት ካብ መሬት ትግራይ ክወፁ ከምዝግባእ ፕረዚዳንት መንግስቲ ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ገሊፁ።

ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ብመስመር ስልኪ ምስ ቢቢሲ ኣብ ዝገበሮ ቃለመሕተት ከምዝበሎ ሰራዊት ኢትዮጲያን ተሓባበርቶምን ኣብ ልዕሊ…

ኣብ ትግራይ ብዝፈጠረ ሰብ ሰራሕ ጥምየት ንሓኻይም ከይተረፈ ኣብ ልመና ከምዘእተወ ተገሊፁ።

ሓደ ኣባል ተሓጋገዝቲ ሓካይም ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓይደር ንቢቢሲ ከምዝገለፆ ሓካይም እቲ ሆስፒታልን ነርስታትን ዝበልዕዎ ምግቢ ንምርካብ…

ኣብ ትግራይ ኣጋጢሙ ዘሎ ሰብ ስራሕ ጥምየት ንምብዳህ ሕብረተሰብ ኣብ መረብኡ ኣሕምልቲ ብምልማዕ ዓፀቦ ንምቅላል ክሰርሕ ከምዝግባእ ተገሊፁ።

ቢሮ ልምዓትን ገጠርን ሕርሻን ትግራይ ነቲ ብመንግስቲ ኢትዮጲያን ተሓባበርቱን ኣብ ትግራይ ዘንገስዎ ሰብ ሰራሕ ጥምየት ንምቅላል…

ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጲያ ኣብዪ ኣሕመድ ዝተዉሃቦ ናይ ሓሰን ሽልማት ከምዝተመንጠለ ተገሊፁ።

ኣብ ጀርመን ግዝኣት ሄሰን ናይ ሰላምን ህዉከትን ምርምር ፋዉንዴሽን (PRIF) ንኣብዪ ኣሕመድ ዝሃብክዎ ናይ ሄሰን ሽልማት…

ኣብ ትግራይ ብስእነት መድሓኒት ምስ ወሊድ ተዛሚዱ ብኣሸሓት ኣዴታት ይሞታ ምህላወን ተገሊፁ።

ስርዓት ኢትዮጲያ ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ዘካየደ ዕፅዋ ዝተማለአ ሕክምና ኣዴታት ትግራይ ሓዱሽ ዕሸል ናብዚ ምድሪ ንምምፃእ…

ኣብ ደቡባዊ ትግራይ ዓሪዱ ዝፀነሐ ወራሪ ሓይሊ ልዕሊ ክልተ ሽሕ ሰብኣዊ ኪሳራ ከምዝበፅሖ ወታደራዊ ኮማንድ ሰራዊት ትግራይ ገሊፁ።

ተስፋሕፋሕቲ ሓይሊ ኣምሓራ ኣብ ደቡባዊ ትግራይ ዓሪዱ ኣብ ልዕሊ ናይቲ ኸባቢ ነባሪ ንብረትን ጥሪትን ብምዝራፍን ሰለማዉያን…

መንግስቲ ኢትዮጲያ ኣብ ልዕሊ ተመዛበልቲ ወገናት ዝገበሮ ደብዳብ ካብ ወታደራዊ ዕላማ ወፃኢ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ቅድሚ መዓልታት መንግስቲ ኢትዮጲያ ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ምዕራብ ከተማ ደደቢት ኣብ ዝርከብ መዕቖቢ ተመዛበልቲ ብዝገበሮ ሰለስተ…

ስርዓት ኢትዮጵያ፡ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ወገናት ዘብፅሖ ዘሎ ደብዳብ ድሮንን ነፈርትን ብዘይሻራዊ ኣካል ክምርመር ፃዉዒት ቀሪቡ።

ኣብ ክልል ኦሮምያን ኣብ ትግራይን ብትእዛዝ መንግስቲ ብልፅግና ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ወገናት ዝበፅሕ ዘሎ ደብዳብ ድሮንን…

ኣብ ትግራይ ክትባት ሕማም ንፍዮ ከምዝተጀመረ ተገሊፁ።

ትካል ዓለም ለኸ መድሕን ዩኒሴፍን ተሓጋገዝቶምን ኣብ ትግራይ ክትባት ሕማም ንፍዮ ከምዝጀመሩ መርበብ ሓበሬታ ኣል ዐይን…

ትግራዋይ ኣትሌት ኣማን ጴጥሮስ ንብርክት ዝበለ ኣዋርሕ ደሃይ ስድራቤቱ ከምዘይረኸበ ገሊፁ።

ንሃገረ ጀርመን ዝጎዪ ኣትሌት ኣማን ጴጥሮስ ኣብታ ሃገር ብተደጋጋሚ ዓበይቲ ክብረ ወሰናት እናረኸበ ዝመፀ እንትኾን ኮይኑ…

ኣብ ሱዳን መዕቖቢ ስደተኛታት ኡሙራኩባ ንመበል ሳልሳይ ጊዜ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ከምዝተፈጠረ ተገሊፁ።

ኣብ ትግራይ ዝተወለዐ ኩናት ስዒቡ ልዕሊ 70 ሽሕ ነባሪ ምዕራብ ትግራይ ናብ ጎረቤት ሃገር ሱዳን ምስዳዱ…

ተጋደልቲ ንኡስ ወለዶ ትግራይ ኣሰር ናይቶም ቀዳሞት ኣያታቶም ብምስዓብ ዓበይቲ ዓወታት የመዝግቡ ምህላዎም ተሓቢሩ።

መንእሰይ እዚ ዘመን ነቲ ከም ህዝቢ ንኸይህሉ ተሃቂንሉ ዝመፀ ሓደጋ ንምምካት ካብ ፖለቲከኛ፣ ሙሁር፣ተምሃራይ ኮታስ ንዓቕመ…