ሰብኣዊ ረዲኤት ‘ረጊጹና ይሓልፍ ኣሎ’ ይብሉ ነበርቲ ምዕራብ ትግራይ

ኣብ ዞባ ምዕራብ ትግራይ ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ዝርከቡ ነበርቲ፡ ከቢድ ሓደጋ ጥምየት ኣንጸላልዩዎም ከምዘሎ ንቢቢሲ ተዛሪቦም፡፡…