ባይቶ ፀጥታ ሕቡራት ሃገራት ሎሚ ኣብ ጉዳይ ኢትዮጵያ ኣመልኪቱ ከምዝዝቲ ተሓቢሩ።

እቲ ሎሚ ክቃናዕ ትጽበት ዝተገብረሉ ኣኼባ ብእዋናዊት ፕሬዚዳንት እቲ ቤት ምኽሪ ሃገረ ሜክሲኮ ዝተጸውዐ ኮይኑ፣ ብተወከልቲ…