ብቤት ፅሕፈት ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራትን ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያን ብሓባር ንትግራይ ኣመልኪቶም ዘውፅኡዎ ፀብፃብ ነቲ ዝተፈፀመ ገበናት ዘንፀባርቕ ከምዘይኮነ ዳይሬክተር ‘ሁይማን ራይትስ ዎች’ ቀርኒ ኣፍሪቃ ላቲሺያ ባድር ኣፍሊጣ።

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ቤት ፅሕፈት ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ሰባት ብሃንቀውታ እንዳተፀበይዎ ዝፀንሑ ፀብፃብ ኣብ ትግራይ…