ብዘይሕጋዊ መንገዲ ዕድመ ስልጣኑ ብሓደ ዓመት ዘናወሐ ኣብይ ኣሕመድ፡ ኣሃዳዊ ስርዓት ንምትክካል ይሕግዙኒ እዮም ዝበሎም ኣባላት ካቢኔ ኣጣይሹ።

ዋላ እኳ እቲ ሓዱሽ ዝተበሃለ መንግስቲ ብመራሕቱ፣ ዝመርሕ ውድብን ዝክተሎ ዘሎ ቅርጺ መንግስቲን ተረኽን ዝተለወጠ ነገር…