ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ልዕሊ ተወለድቲ ብሄረ ትግራይ ዝፍጸም ዘሎ መንነት መሰረት ዝገበረ መጥቃዕቲ፡ ተጋሩ ከይዛረቡ ክፈርሑን ተስፋ ክቖርፁን ምግባሩ ኣዲስ ስታንዳርድ ኣቃሊሑ

ኣብ ልዕሊ ካብ ትግራይ ወፅኢ ዝነብሩ ተጋሩ ዘርኦም መሰረት ዝገበረ መጥቃዕትን ማእሰርትን ክበፅሕ ዝጀመረ ኣብ ልዕሊ…