ትሽዓተ ፖለቲካውን ወታደራውን ሓይልታት ኢትዮጵያ ግንባር ከምዝፈጠሩ ዕላዊ ገይሮም።

ህወሓት ዝርከቦም ትሽዓተ ኣብ ዕጥቃዊ ቃልሲ ዝርከቡ ፖለቲካዊ ሓይልታት ‘’ግንባር ሕብረት ፌደራላያንን ኮንፌደራላዉያንን ሓይልታት’’ ብዝብል ዕላዊ…