“ኣብይ ኣሕመድ ንኢትዮጵያ የፍርሳ ኣሎ” ክብል ሓላፊ ረዲኤት ሕቡራት ሃገራት ነበር ማርክ ሎውኩክ ገሊፁ

ኢትዮጵያ፡ ካብ ውግእ ሕድሕድን ሕሱም ድኽነትን ካብ እትወፅእ ሒደት ዓሰርተታት ዓመታት ዘቑፀረት እንትትከውን ኣብዚ ሐዚ እዋን…