ኣብ መቐለ ንሕክምና ካብ ዝኸዱ 180 ህፃናት እቶም 13 ብሰንኪ ሕፅረት ምግቢ ሞይቶም!

ኣብ ሆስፒታል ዓይደርን ሆስፒታል መቐለን ካብ ወርሒ ሓምለ ክሳብ መስከረም ክሕከሙ ካብ ዝመፁ 180 ከቢድ ሕፅረት…