ኣብ ትግራይ፡ ብሰንኪ ዕፅዋን ዕንወት ትካላት ጥዕናን ሕማም ዓበቕ ብብርኪ ለበዳ ከምዝተኸሰተ ቢሮ ጥዕና ትግራይ ኣፍሊጡ ።

ኣብ መዕቖቢታት ተመዛበልትን ነበርትን ሽረ እንዳስላሰን ሸራሮን ልዑል መጠን ሕሙማት ዓበቕ ዝተኸሰተ እንትኾን እቲ ሕማም ኣብ…