ኣብ ትግራይ ካብ ዝነበረ 17 ሚልዮን ሃፍቲ እንስሳ እቲ 75 ሚእታዊ ብወረርቲ ሓይልታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ምብራሱ ቢሮ ልምዓት ሕርሻን ገጠርን ትግራይ ኣፍሊጡ።

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ትግራይ፡ ኣብ ዘካየዶ ዳህሳስ ብምድራኽ ኣብ ዘሰናድኦ ቀዳማይ ብርኪ ፀብፃብ ልዕሊ 12.7…